ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኮረም ናሐፂር ስልጠና ግልጋሎት ዝዉዕል ኮብልስቶን ካብ እንደርታ ጣብያን ናብ ኮረም ቴ/ሞ/ኮሌጅ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከፅዕን ይደሊ

1 ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 04/03/2012ዓ/ እስካብ 06/03/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ንክትመልኡ እናተሓሳሰብና እቲ ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት ድማ 06/03/2012ዓ/ም እስካብ 06/03/2012 ሰዓት 4፡00 ተዓፀዩ በቲ ዕለይ ሰዓት 4፡15 ይክፈት

2 ቲን ናምበር ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ መቕረባይነት

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0985785485

ድሕሪት
ጨረታ መደብ