ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ICRC project ንመቐለ እንዳኬክ ግልጋሎት ዝዉዕል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲራ ዉዕሊ አሲራ ክትዕድግ ስለዝደለየት

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 14, 2019 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 14, 2019 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2%
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቤት ትምህርቲ ሰውሒ ንጉስ 19 መስርሒ ቦታ ኮንቲነራት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ከካሪን ውዕሊ ክኣስርን ስለ ዝደለየ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 20, 2018 5:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 20, 2018 5:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ7,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ኣብ ከባቢ ኣጂፕ ዝርከብ ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝውዕል ክፍቲ ቦታ ዝምልክቶም ትካላት ብምውድዳር ከካሪ ይደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 15, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 16, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ30,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
s