ኤጀንሲ ልምዓት ምምሕዳር ኣብያት ክልል ትግራይ ኣብ ከተማ መቐለ ዝርከብ 12 ናይ ንግዲ ገዛዉቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከካሪ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 29, 2017 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መቐለ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።