ማሕበር ልምዓት ትግራይ ኣብ ከተማ መቐለ ክ/ከተማ ሰሜን፣ ፍሉይ ሽሙ ሰውሒ ንጉስ ዝተብሃለ ቦታ ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝውዕል ህንፃ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከካሪ ይደሊ፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጳጉሜን 4, 2017 04:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መቐለ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።