ሓፈሻዊ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ሃፀይ ዮወሃንስ ኣብ2018 ዓ/ም ዝተፋላለዩ ናይ ስፖርት ማተርያላተ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 2, 2018 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መቐለ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።