ስፖርት ክለብ መቐለ 70 እንደርታ ንጋንታ ኩዕሶ እግሪ ዘገልግሉ ናዉቲ ስፖርት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጳጉሜን 2, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጳጉሜን 2, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ50,000
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ለምለም ካርል ሆ/ል ማይጨው ንሆስፒታል ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ስፓርት ዕጥቂ ብጨረታ መሰረት ኣወዳድሩ ክገዝእ ይደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 6, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 6, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3ዐዐዐ
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ ዓዲግራት ሙሉእ ሳይክላትን ስፖርታዊ ዕጥቅታትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 1, 2017 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 2, 2017 9:00 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ4,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ዓዴት ኣብቲ ወረዳ ዝርከባ ሴክተር ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ እንስሳ መድሓኒት : ኣቅሑት ናዉቲ ሕክምና :ናይ ጎማን ባትሪን :ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ መለዋወጢ ኣቅሑት :ናይ ስፖርት ዕጥቂ ናይ ኮምፐተርን ኮምፒትር ተዛመድቲ ኣቅሑት ፅገና ዝኣመሰሉ ዝተፈላለዩ ዓይነት ዕድጊታት ፅገናን ብግልፂ ምልክታ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእን ከፀግንን ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 4, 2017 5:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 4, 2017 5:30 ቅ/ሰዓት
ቦታወረዳ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ--
ናይ ደኩመንት ዋጋ--
ዝወፀሉ መዓልቲ