ን 2ይ ግዜ ዝወፀ ጨረታ ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ ነቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት እናሃባ ዝርከቡ ፎቶ ኮፒታት ሕፅረት ስለ ዘሎ ካብ ደገ ናይ ፎቶ ኮፒ ግልጋሎት ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ዓመታዊ ዉዕሊ ክኣስር ስለ ዝደለየ ሕጋዉያን ግልጋሎት ወሃብቲ ዝኮንኩም በዚ ዝስዕብ ነፃላ ዋጋ ብምምላእ ክትዋዳደሩ ይዕድም፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 28, 2012 6:00 ደ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 29, 2012 9:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ን 2012ዓ/ም ኣብ ወረደኡ ንዝርካባ ኣጎልግሎት ዝዉዕላ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቁሑት ኤሌክትሮኒክስ ፣ ኮምፒተርን ኣቁሑት ኮምፒተራትን፣ኣቁሑት ፅሬት ናይ ስፖርት ዕጥቂ ፣ ኣቁሑት ሕትመት፣ ኣቁሑት ፅገና ብሽክሌት፣ ኣቁሑት ብሽክሌታ ፣ ኣቁሑት ሞተር ሳይክል ፣ መለዋወጢ ኣቁሑ መካይን ፣ ግልጋሎት ደረቅ ፅዕነት፣ኣቁሑት ገዛን ኣብያተ ፅሕፈትን ፣ግልጋሎት ፎቶ ኮፒ፣ ግልጋሎት ቀረብ ባኒ፣ ፅገና መካይንን ፅገና ሞተርሳይክልን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 6, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 6, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ