ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኣዕቢ ካብ ናይ ዋን ዋሽ 2 ምዕራፍ ዝተረኸበ በጀት ኣብ ጣብያ ፈ/ወይኒ ኬላ ጥዕና ሓዱሽ ዝርገሐ መስመር ማይ ፕሪፎርማ /shoping ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለ ዝደለየ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 22, 2018 5:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ኣፅቢ ወንበርታ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።