ተዓፅዩ

ኢንስቲዩቲት ምርምር ጥዕና ንፈዉስ ምግቢ ግልጋሎት ዝዉዕል ንጥረ ነገራት : መዓሸጊ ፈዉሲ ምግብን : ቀረብ ሕክምናን ኣቅሑት ክገዝእ ስለዝደለየ ተወዳደርቲ ይዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 16, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 16, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋናይ ንጥረ ነገራት 10000 ቅርሺ: መዓሸጊ ፈዉሲ ምግብን 5000 ቅርሺ : ቀረብ ሕክምናን ኣቅሑት 5000 ቅርሺ
ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ቢሮ ሕርሻን ልምዓት ገፀርን ክልል ትግራይ ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ማለት እዉን ሎት ሐደ መሳርሒታት ፅገና ኤሌክትሮኒክስ : ሎት ክልተ መስመር ፅገና ኤሌትሪክ : ሎት ሰለስተ መስመር ፅገና ማይ : ሎት ኣርባዕተ ምቅራብ ፅሩይ ዝስተ ማይ : ሎት ሓሙሽተ ምሃብ ኣገልግሎት ፎቶ ኮፒ : ሎት ሽድሽተ ምክያድ አገልግሎት ፅገና ተሽከርከርቲ : ሎት ሸዉዓተ ሕፅበት ተሽከርከርቲ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 22, 2010 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንነሓሰ 22, 2010 3:31 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ