ተዓፅዩ

ትካል ሱር ኮንስትራክሽን ሓላፍነቱ የተወሰነ የግል ማሕበር ካብ 3 ህዳር 2018 ዓ.ም. ጀሚሩ አብ ዋና ቤት ፅሕፈት ላCore/ላጪ አብ ከተማ መቀሌ ከባቢ ቤት ፅሕፈት፣ ፕሮጀክት መስቦን ካልኦት ፕሮጀክታትን ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ዓይነት ዝገልገሉ ንብረት—ማለትውን በራሚል፣ ናይ መኪና ባትሪ፣ ጎማ፣ ቆርቆሮ፣ ሓፂን፣ መፅንን፣ ዕንፀይትን፣ ዝተፈላለዩ ማሽነሪታትን ተሽከርከርትን፣ ስክራፕ ብኪሎግራም ዝሽየጡ፣ ካልኦት ዝገልገሉ ንብረታትን—ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሽይጥ ምልክታ ጨረታ አውፅኡ ምንባሩ ዝፍለጥ ኮይኑ፤ ምዕደጊ ሰነድ ጨረታ ክሳብ 7 መስከረም 2019 ዓ.ም.፣ ጨረታ ዝኽፈተሉ ዕለት ድማ 8 መስከረም 2019 ዓ.ም. ልክዕ ሰዓት 4:00 ተባሂሉ ዝነበረ ቀሪኡ፣ መዓልቲ ስለዝተናወሐ፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 15, 2019 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 15, 2019 4:05 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ደኩመንት ዋጋ1,000.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ኣብ ናይ ሆቴልና ኣብርሃ ካስትል ቐፅሪ ዝርከብ ሳዕሪ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደለየ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 10, 2019 11:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 10, 2019 3:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ኣብ መቐለ ቤተ መንግስቲ (ግቢ) ውሽጢ በቒሉ ዝርከብ ሳዕሪ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደለየ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 6, 2019 11:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 6, 2019 3:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ደኩመንት ዋጋ500.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ኣቢጃ ትሬዲንግ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ዝዉገድ ንብረት ብጨረታ አወዳዲሩ ክሸየጥ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 16, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንነሓሰ 16, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመኮኒ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ20,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ--
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝርከብ ማእኸል ኢንቨስትመንት ቃላሚኖ ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ኣቁሑ ሓፂን መፂን ናይ ዓውዲ መዝበጢት ማሽን ፣ ዓፃዲት እኸሊ ማሽን፣ ትራክተር (Scrap) ፣ ናይ ማይ ትቦ ሓፂን 6 ሜትሮ ፣ናይ መኪና መቀያየሪ ኣቁሑትን ካለኦት ብዝሕ ዝበሉ ዝተፈላለዩ ዘገልገለ ንብረታት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደለየ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 20, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንነሓሰ 20, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ