Closed
ደደቢት ትካል ልቓሕን ዕቋርን ኣ/ማ ንዝተፈላለየ መካይን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ንሓደ ዓመት ዘገልግል ሙሉእ መድሕን ሽፋን ከእቱ ስለ ዝደለየ ክትጫረቱ እትደልዩ ሲዒቡ ተዘርዚሩ ዘሎ ሮቑሓ እተማልኡ ትካላት ንክትወዳደሩ ይዕድም፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 21, 2016 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 21, 2016 3:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ 2%
ናይ ደኩመንት ዋጋ50/ሓምሳ ብር
ዝወፀሉ መዓልቲ