ይሓ ሪል እስቴት ሓ/ዝተ/ው/ማ ጨንፈር መቐለ ኣብ ግራውንድ 52.62 ካሬ ሜትር ዝኾነ ሓደ ገዛ ንንግዲ ስራሕ ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ከካሪ ስለዝደለየ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 9, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መቐለ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።