መቐለ ቀዳማይ ወያነ ገዛ ስራሕቲ ሕ/ስ/ማሕበር ኣብ 4ይ ደብሪ ብሎክ ረ ዝርከብ 2ተ ሰፋሕቲ ኣደራሻት ብውልቀ ይኹን ብውደበ ንክራይ ብናይ ባዕልኹም ወፃኢ ብምክፍፋል ንቢሮታት፣ንቡቲከት ፣ንሞበይል ኣክሰሰሪታት ፣ንጋርመንት፣ንኤሌክትሮኒክ ኣቅሑትን ካልኦት ተመሳሳሊ ትካላት ኣወዳዲሩ ብካሬ ከካሪ ይደሊ።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 1, 2011 10:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መቐለ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።