ኤርፖርት ኣክሱም ካብ 24/03/2011ዓ/ም ጀሚሩ ኣብ ተርሚናል ዝርከብ ንጋሻ መቀበሊን ንናይ ውህብቶ ኣቅሑት መሸጢ ዝውዕሉ ቦታታት ብጨረታ ከካሪ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 8, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 11, 2011 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ቦታ: ኣክሱም
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 11, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት
  • ገዛ/ህንፃ ክራይ
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ስለዚ ክትጫረቱ እትደልዩ ናብ ቢሮ ፋይናንስ ኤርፖርት ብምምፃእ ዘይምለስ 100.00 ቅርሺ ብምኽፋል ናይ ጨረታ ሰነድ ክትገዝኡ ትኽእሉ ምዃንኩም እናገለፅና ጨረታ 11/04/2011ዓ/ም ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ ሰዓት 8:30 ይኽፈት።

2 ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0910-959599 / 0348-759004 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል።

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s