ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ምምሕዳር ልምዓትን ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ በዘፈር ቁጠባ ልምዓት ከይዲ ስራሕ ልምዓት መስኖ ካብ ናይ ዩንዲፒ በጀት ኣብ ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ኣብ ጣብያ ሰመማ ንመስኖ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ክልተ ሓባር ዒላ ብኤሌትሪክ ሶላር ፓምፕ ሲስተም ተከላን መስኖ ግልጋሎት ንምስራሕ ኣበዚ ዘፈር ንዝተዋፈርኩም ተወዳደደርቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድም ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 23, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ታሕታይ ቆራሮ ተወሳኺ ኣንብብ
ትካልና ሱር ኮንስትራክሽን ሓለፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ኣብ መቐለ ዋና ቤት ፅሕፈት ትርከብ ናይ ጉድጎድ ማይ ሰብ መርስልን ወታር ፓምፕ ብጨረታ አወዳዲሩ ሕድሳት ክገብር ስልዝደለየ ኣብዚ ሞያ ፍቃድ ዘለኩም ክትወዳደሩ ይዕድምዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 7, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረትን ምምሕዳር ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ብዘፈር ቁጠባ ልምዓት ከይዲ ስራሕ ልምዓት መስኖ ካብ ዩንዲፒ በጀት ኣብ ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ጠብያ ገረብ ሰመማን ንመስኖ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ሰለሰተ ናይ ሓባር ዒላ ብኤሌትሪክ ብሶላር ፓምፕ ሲስተም ተከላን መስኖ ግልጋሎት ንምስራሕ ኣብዚ ዘርፊ ንዝተዋፈሩ ተወዳደርቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 29, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ታሕታይ ቆራሮ ተወሳኺ ኣንብብ
ማሕበር ደናግል ደቂ ፍቕሪ መተሓባበሪ ቢሮ ክልል ትግራይ ወረዳ ኣበርገለ ጣብያ ፈለገሂወትን ጣብያ እንባ ሩፋኤልን ስራሕቲ ተወሳኺ መምሀሪ ክፍልታትን ናይ ማይ ታንከርን (reservoir) ኣብ ወረዳ ጉሎመኸዳ ጣብያ ሰብያን ኣብ ኢሮብ ጣብያ ዓሊቴና ፅገናን ሓዱሽ ማይ ኩዓትን (Rehabilitation of Non- functional water points and drilling new shallow well) ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 2, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ማሕበር መናእሰይ ትግራይ ንማይ መምረቲ ትካላት ኣብ 25 ወረዳታት ንስልጠና ዝውዕል ማይ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ – ስለዝደለየ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 1, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕድጋ ንብረት ምምሕዳርን ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ብዘፈር ቁጠባ ልምዓት ከይዲ ስራሕ ልምዓት መስኖ ካብ ናይ ዩኒድፒ በጀት ኣብ ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ኣብ ጣብያ ገጠር ሰመማ ክልተ ዓሞቅቲ ጎዳጎዲ ኤሌክትሪካል ፓምፕ ሶላር ሲሰተም ምፅጋን ወይ ድሚ ዲፒ ወል ሚንተናስ ፓወር ሶለር ፓምፕ ንምስራሕ ኣብዚ ዘርፊ ንዝተወፈሩ ተወዳደርቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 27, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ታሕታይ ቆራሮ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኣፅቢ ካብ ናይ ዋንዋሽ ካልኣይ ምዕራፍ ዝተረከበ በጀት ኣብ ጣብያ ፍረወይኒ ዝርከብ ኬላ ጥዕና ወረዳ ኣፅቢ ግልጋሎት ዝዉዕል ሓድሹ ዝረገሐ መስመር መስተ ማይ ብፕረፎርማ አወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየ ሕጋወያን መስተ ማይ ዝኮንኩም ክትወዳደሩ ይዕድምዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 17, 2018 5:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ኣፅቢ ወንበርታ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ቀረብ ማይ ከተማ መቐለ ን2018 ዓም በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈትና ጉድጎድ ማይ ኮዕቲ ኣብ ክፍለ ከተማ ሓድነት ኣብ ድንጉር ገረብ ሕዛእቲን : አየርሃይልን ክኮዕት ስለዝደለየ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 15, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ማሕበር ማእከለ ዕድጋ ቀለበት ኣብ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ንማእከል ዘመናዊ ዕደጋ አገልግሎት ዝዉዕል ቤዝመንት G+0 ህንፃ ስትራክቸራል ሲፍቲክ ታንክ : ዋተር ታንክ :ሳኒተሪን :ኤሌክትሪክ ኮንዲትን ዝርገሐ ናይ ጕልበት ስራሕ አወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደሊ ነዞም ቀፂሎም ዝቀርቡ ረቆሒታት እተማልኡ ኮንትራክተራት ንክትጫረቱ ይዕድምዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 4, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ሽረ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ምምሕዳር እንዳባፃሕማ ኣብ 2018 ዓም በጀት ዓመት ብናይ ሐደጋ ስጋኣት ቅነሳ አመራርሓ ስራሕ ሕብረት አዉሮፓ በጀት አብ አፈር ቁጠባ ንመስኖ ግልጋሎት ዝዉዕል ክሪሲንግ ካናል ፅገና አብ ጣብያ ማእከል ቁሸተ ሃገረሰላም ፍሉይ ቦታ ኮላሊ ማይ ሩባ ፅድያ ዝርከብ ንዉልቀ ዳኣንት ደረጃ 9 ደቀቀቅቲ ንግዲ ትካላት ስራሕቲ ማይ ኮንስትራክሽን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 15, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ወረዳ ተወሳኺ ኣንብብ