ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ምምሕዳር እንዳባፃሕማ ኣብ 2018 ዓም በጀት ዓመት ብናይ ሐደጋ ስጋኣት ቅነሳ አመራርሓ ስራሕ ሕብረት አዉሮፓ በጀት አብ አፈር ቁጠባ ንመስኖ ግልጋሎት ዝዉዕል ክሪሲንግ ካናል ፅገና አብ ጣብያ ማእከል ቁሸተ ሃገረሰላም ፍሉይ ቦታ ኮላሊ ማይ ሩባ ፅድያ ዝርከብ ንዉልቀ ዳኣንት ደረጃ 9 ደቀቀቅቲ ንግዲ ትካላት ስራሕቲ ማይ ኮንስትራክሽን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

1 ናይ 2018 ዓም ቤት ፅሐፈት ዘፈር ቁጠባ ልምዓት ዝተዉሃቦም ዝተሐደሰ ደቀቅቲን ኣናሽተይን ማእከሎትን ኢንድሰትሪ ንግዲ ትካላት ዝተዉሃበ ብርኪ ትካል ዋናን ምስስክር ወረቀት ንግዲ ምዝገባ ምስክር ወረቀትን በቲ ዘረፊ ዝተሐደሰ ንግዲ ስራሕ ፍቃድን በቅዓት መረጋገፂ ምስክር ወረቀትን ተኮናታራይነትን ከፈልቲ ግብሪ መለለይ ምስክር ወረቀት መለለይ ቁፅሪ ከፋሊ ግብሪ ምስክር ወረቀት ተወሳኪ እሴት ታክስን ምስክር ወረቀት ተወሳኪ እሴት ታክስ ሒሳብ ዘወራረደሉ መስክር ወረቀት ከይኣጉደሉ ከቅርቡ ዝክእሉ

2 ተጫረቲ ብማይ ዘፈር ስራሕቲ ኮንስትራክሽን ዉልቀ ዳኣንትን ደረጃ 9 ደቀቅቲ ንግዲ ትካላት ዘለዎም ክኩኑ አለዎም

3 ናይ ሃርበኛታት ምካኖም ዝገልፅ ምስክር ወረቀት ከቅረቡ ዝክእሉ

4 መከበሪ ጨረታ 15000 ቅረሺ ብጥር ገንዝብ ወይ ብኢትዩጰያ ቤሀራዊ ባንኪ ዝተፈቀደሎም ዝተፈለጡ ባነኪታት ወይ ፋይናንሳዊ ትካላት ዝዉሃብ ኣብ ኩነታት ዘይተመሰረተ ዉሕስና ባንኪታት ወይ ፋይናንሳዊ ትካላት ዘረጋገፆ ቼክ ስፒኦ ናብ ቤት ፅሕፈትና ትልምን ፋይናንስን ክፍሊ ስራሕ ዕድጋን ምምሕዳር ብዝብል ከትሕዙ ዝክእሉ

5 ዘስርሕዎ ቼክ ወይ እዉን ስፒኦ አብ ከተማና ዝርከቡ ዝተፈቀደሎም ባንኪታት ወይ ዝተሰርሑ ፋይናንሳዊ ትካላት ዝተሰረሐ ክክዉን አለዎ

6 ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዘገብትን ደኣንት ኮንትራክተራት ጥራሕ ይምልከተ

7 ተጫረቲ እቲ ጨረታ ሰነድ ብዉነ ተረዲኦም ዋጋ ብምምላእ ኣብ ሕድሕድ ገፅ ሰነድ ጨረታ ፊርሞምን ማህተሞምን ብምዕራፍ እቲ ጨረታ ሰነድ ከምቲ ክሽየጥ እንተሎ ዝነበረ እንተኣጎደሉ ከቅርቡ አለዎም

8 አብ ሕድሕድ ገፅ ሰነድ ጨረታ ፊርማን ማሀተምን ዘይገበረ ካብ ጨረታ ይስረዝ

9 ኣብ ዋና ሰነድ ጨረታ ስርዝ ድልዝ እንተሃሊዎ ፊርማ ዘይተገበረሉ ካብ ጨረታ ይስረዝ

10 ተጫረቲ ሐደ ዋናን ክልተ ቅዳሕን ናይ ሕድሕድ መረዳእታ ደኩመንት ቀፂሎም ናየ ዘለዉ ዝርዝራት ኣማሊኦም ክመፅኦ ይግባእ

11 ዝርዝር መዓቀኒ BOQ ዲዛይን ደኩመንት ሰነድ ናይ ጨረታ መከበሪ ብቤት ፅሕፈት ዘፈር ቁጠባ ልመዓት ዝተዉሃቦም ዝተሐደሰ ዳኣንት ዝገልፅ

12 ተጫረቲ ሐደ ዋናን ክልት ቅዳሕን ሕድሕድ መረዳእታ ደኩመንት ገፂሎም ናይ ዘለዉ ዝርዝር ኣማሊኦም ክመፅኡ ይገባእ

13 ዝርዝር መዓቀኒ BOQ ሰነድ ጨረታ መከበሪ ጨረታ ብቤት ፅሕፈት ዘፈር ቁጠባ ልምዓት ዝተዉሃበ ዝተሐደሰ ደኣንት ዝገልፅ ብርኪ ትካል ዋና ምስክር ወረቀትን ንግዲ ፍቃድን ምዝግባ ምስር ወረቀትን ዝተሐደሰ ስራሕ ፍቃድን ብቅዓት መረጋገፂ ምስክር ወረቀት ስራሕ ተኮነታራይነት ከፈልቲ ግበሪ መለለይ ምስክር ወረቀት መለለይ ቁፅሪ ከፋለይ ግበሪ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ዋና ኣብ ሐደ ፖስታ ቅዳሕ ኣብ ክልተ ዝተፈላለዩ ፖስታ ምስ ዓሸጉ ሰለስቲኦም ፖስታታት መሊሶም ኣብ ካሊእ ዓብይ ፖስታ ብምእሻገ ኣድራሻ ናይ ባዕል ዋና ስምን ናይ ዝጫረትሉ ፕሮጀክት ሽም ኣብ ልዕል እቲ ፖስታ ብዝርአ ፅሑፍ ምፅሓፍ የድሊ

14 ዝተዳለወ ጨረታ ሰነድ ናይ ባዕሉ ዘርፊ ካበ ዕለት 25/7/2018 ዓም ክሳብ 15/8/2018 ዓም ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ምምሕዳር እንዳባፃሕማ ክፍሊ ቁፅሪ 05 ዘይምለስ 500 ብምክፋል ምዉሳድ ይክእሉ

15 ጨረታ ዕለት 15/8/2018 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት 15/8/2018 ዓም ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክብሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ምምሕዳር እንዳባፃሕማ ክፍሊ ቁፅሪ 05 ይክፈት

16 ኣብ እዋነ ምክፋት ጨረታ ኣብ ሳንዱቅ ዘይተረከበ ዝከነ ይኩን መረዳእታ ደኩምንት ወይድማ ድሕሪ ጨረታ ሳንዱቅ ምዕፀዉ ዝመፅእ ተቀባልነት የብሉን

17 ጨረታ ምስተከፈተ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ን 30 ተከታታሊ መዓልቲ ይከዉን

18 ጨረታ ሰዓሪ ምካኑ ምስተፈለጠ ድሕሪ ናይ ቅሬታ መዓልቲ አብ ዉሽጢ ሰለሰተ መዓልቲ ናየ ዘሸነፍዎ ፕሮጀክት ዋጋ 4 ሚእታዊ መከበሪ ዉዐሊ ብጥር ገንዝብ ወይ ብኢትዩጰያ ቤሄራዊ ባንኪ ካብ ዝተፈቀደሎም ባንኪታት ወይድማ ፋይናንሳዊ ትካላት ዝዉሃበ ኣብ ኩነታት ዘይተመሰረተ ዉሕስና ባንኪታት ፋይናንሳዊ ትካል ብዘረጋገፆ ቼክ ወይ ስፒአ ብምትሓዝ ዉዕሊ ናይ ምእሳር ግቡእ አለዎ

19 ተጫረቲ ናይ ተጫረቲም ዘሸነፍዎ ፕረጀከት ሳይት ካብ ዝተረክበሉ ዕለት ጀሚሪ ኣብ ዉሽጢ 30 ተከታታሊ መዓልቲ መሉእ ንመሉእ ዛዚሞም ከረክቡ አለዎም

20 ቤት ፅሕፈትና ነዚ ጨረታ ብመሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሐሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0920253918 0920283446

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (62)
    • ኮንስትራክሽን (1060)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4501)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (261)
          • ሕርሻ (534)
            • ህንፃ መሳርሒ (7225)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1700)
                • ምምካር (182)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1849)
                      • ምግብን መስተን (524)
                        • እግድ (43)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (79)
                            • ፈርኒቸር (1301)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (267)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (94)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (295)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (835)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (433)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (3016)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1666)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (84)
                                                            • ክራይ (748)
                                                              • መሸጣ (1207)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (95)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8638)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (368)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (843)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (368)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (583)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (238)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (271)
                                                                                    s