ንቤትህንፀት መቐለ ከኣትዉ ከለዉ መቐለ ቤት ህንፀት ኣብ 2019 ዓ/ም በጀት ዓመት ናይ ዝተልዓልዎ ጉርዲ ፎቶ ምሕፃብ ፣ ናይ ዝተፋላላያ ፕሪንተራትን ፎቶ ኮፒ ቀለም ምምላእ ናይ ዝተፋላለየ ኤለክትሮኒክስ ናይ ኢድ ሞያ ጥራሕ ንምፅጋን ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 7, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መቐለ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።