ተዓፅዩ
ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ትግራይ ሎሚዘበን ንዝበዓል በዓል ዓወት ኩናት ዓድዋ ብድምቀት ንምብዓል ነቲ በዓል ብቪድዮን ብፎቶግራፍን ክስንድ ስለዝደለየ በዚ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 13, 2016 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 13, 2016 3:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ--
ናይ ደኩመንት ዋጋ--
ዝወፀሉ መዓልቲ