ብዝዓባና

ብዝበለፀ ክነፍልጦም ኢና

ብዛዕባ ምልክታ ጨረታ

እዚ ከም ፅቡቅ ዕድል ወሲድና ዝተወሰነ ስለ ምልክታ.ኮም ናይ ጨረታ መፍለጢ አገልግሎት (MTAS) ንክነግረኩም። ብናይ ጨረታ ማስታወቂያ መጠቅዒ ፣ ብጋዜጣ እና በሬድዮ ዝንገሪ ጨረታታት ንምስብሳብ ብዙሕ ፀገማት ከም ዘጋኑፎም ብዝግባእ ንፈልጥ ኢና። ንዚ ዓላማ, ሕድሕድ ጋዜጣ ብቢ መዓልቱ ምንባብ, ሬድዮ ምክትታል፣ ሕድሕድ ጨረታ መጠቂዒ ቦርድ እናዘርኩም ምምባብ ስለዝህልየኩም ፤ ብሓቂ ብጣዕሚ ከቢድ ስራሕ ከም ዝኮኖም ጥርጥር የብልናይ።ብዚ መንገዲ ንዘሎኩም ችግራት ክንፈትሐልኩም ዝተቃቆምና ትካል ኢና። ኣብ ክልል ትግራይን ኣካባቢኡን ዝወፁ ኩሎም ዓይነት ጋዜጣታት, በክልል ሬዲዮ እና ብማስታወቂያ ቦርድ ዝወፁ ናጨረታታት ማስታወቅያ ኩሎም ከም ኣድላይኖቶም ብምዝግጃው ንኦም ብዝጥዕሞም መንገዲ ብምቅራብ ኹሎም ዓይነታት ጨረታ(ግልፅ፣ ውሱን፣ፕሮፎርማ), ካብ መንግስታዊን ብሕታዊ ትካላት ዝወፁ ናይ ጨረታ ምልክታታት ንንግዲ ትካልመ ወይም ከም ድሌቶም ንዝደልዩዎ ሰባት/ትካላት ክንፍልጠሎም/ክንሕብረልኩመ ንክእል ኢና። ልዕሊ 13+ ዓመት በዚ አገልግሎት እናሃብና ንርከብ። ትካልና ብግዝፈቱን ብዘለዎ ብቁዓትን ተወዳደርቲን ሰራሕተኛታቱ ተኣማኒ ዝኮነ እዩ። ልምዲ ብዘለዎም ሰራሕተኛታትና እናተሓገዙ ንዓማዊላትና ብቁዓት ንገብሮም ኢና። ንዚ እዩ ዓማዊላትና ዝለዓልን ዘዐግቦም ኣገልግሎት እናሃብናዮም ንርከብ።

8,465
Clients Served
10,841
Organizations
20,000+
No. of Bids
80,740
SMS Sent

ንምንታይ ምልክታ ጨረታ?

Why Choose Us

Every tender is a new opportunity. We deliver alerts and information you can trust – not just raw data.

Our Mission

To empower businesses that lack access to tender information – ensuring no capable company misses out due to lack of awareness.

What You Get

All relevant new tenders delivered via SMS, Email, or both – guaranteed not to miss any opportunity that matches your interests.

Ready to Never Miss a Tender Again?

Call us today at +251 09 14033474/09 14702952 or email [email protected]

ኣድራሻና →

What Our Clients Say

s