ሆስፒታል ስሑል ን2019 ዓም በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ደንቢ ልብሲ : መሳርሒ ፅሕፈት: ዝተፈላለዩ ናይ ሕትመት መሳርሒ: ምግቢ ንተሐከምቲ :ኣቅሑት ፅሬት : ዝተፈላለዩ ናይ ተሽከርከርቲ ስፔራት ማለት መለዋወጢ ኣቅሑት : ኣቅሑት ህንፃ መሳርሒን ኣቅሑት ኤሌክትሪክን ከምእዉን ዝተፈላለዩ ናይ ማይ መስመራት መገጣጠሚ ንብረታትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 26, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ሽረ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ልምዓተ እቶት ምምሕደር ፋይናንስን ወረዳ ቆላ ተምቤን ኣብ በጀት ዓመት 2018ን 2019 ዓም ካብ ገበርቲ ሰናይ ዝተመደበ በጀት ናይ ሶላር ፓምፕ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 22, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ቆላ ተምቤን ተወሳኺ ኣንብብ
ወረዳ ዓዲየት ቤት ፅሕፈት ልምዓት ምምሕዳርን ፋይናንስን ብናይ 3R for Care Complement ክልተ በጀት አቢሉ ንዝተጎድኡ ደቅ ኣንስትዮ ሙያዊ ስልጠና ንምሃብ፣ ንምህብህቢ ህፃናት ግልጋሎት ውዕል፣ ዝተፈላለዩ ዓይነት ንብረታት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቑሑት፣ ስፔር ፓርት (ማለት ውን መለዋወጢ ዕጥቂ ኣቑሑት)፣ ናይ ገዛን ናይ ቢሮን መሳርሒ ኣቑሑት፣ ናይ ኤሌክትሪክ መሳርሒ ኣቑሑት፣ ናይ ጨርቃ ጨርቂ፣ ናይ ሕርሻ መሳርሒ ኣቑሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 8, 2018 5:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ናዕዴር ዓዴት ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ምምሕዳር ልምዓትን ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ በዘፈር ቁጠባ ልምዓት ከይዲ ስራሕ ልምዓት መስኖ ካብ ናይ ዩንዲፒ በጀት ኣብ ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ኣብ ጣብያ ሰመማ ንመስኖ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ክልተ ሓባር ዒላ ብኤሌትሪክ ሶላር ፓምፕ ሲስተም ተከላን መስኖ ግልጋሎት ንምስራሕ ኣበዚ ዘፈር ንዝተዋፈርኩም ተወዳደደርቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድም ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 23, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ታሕታይ ቆራሮ ተወሳኺ ኣንብብ
ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ሐወልቲ ኣክሱም ንከይዲ ምምሃር ምስትምሃር አገልግሎት ዝዉዕል ናይ ቴክኖሎጂ ስራሕቲን ሐፀርቲ ዝዉዕል ናይ ህንፃን ፈርኒቸር ናዉቲ : ናዉቲ ኤሌክትሪክ : ኤሌክትሮኒክስ :ናይ ጨርቂ መርቂ : ኣዉቶ ስፔር ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 24, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ኣክሱም ተወሳኺ ኣንብብ
ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝርከብ ፍሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖ 08 መሕፀቢ ክዳን/ላውንድርይ/ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 30, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ሐላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ንትካል ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ኤሌከትሪክ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክግዝእ ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 23, 2018 3:45 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ንባዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ክገዝእ ስለዝ ደለየዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 29, 2018 5:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ትካልና ሱር ኮንስትራክሽን ሓለፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ኣብ መቐለ ዋና ቤት ፅሕፈት ትርከብ ናይ ጉድጎድ ማይ ሰብ መርስልን ወታር ፓምፕ ብጨረታ አወዳዲሩ ሕድሳት ክገብር ስልዝደለየ ኣብዚ ሞያ ፍቃድ ዘለኩም ክትወዳደሩ ይዕድምዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 7, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ክፍሊ ዕደጋ ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ትግራይ ን2018 በጀት ዓመት ሎት-1 ናውቲ ኤለክትሮኒክስ ፥ ሎት-2 ናይ ጀነሬተር መለዋወጢ ፥ ሎት-3 ናውቲ ቢሮ(Furniture) ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 24, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ