ማሕበራዊ ረድኤት ትግራይ ማረት/ እዞም ዝስዕቡ ናይ 45 መዓልቲ ደርሆ መዕበይ ቀለብ ናብ የጭላ አበርገለ ንምቅራምጉዓዝን ( Concentrated Feed With Transportatio cost to Yechila Woreda ) ብጨረታ አወዳዲራ ንምዕዳግ ትደሊ።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 25, 2018 5:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መቐለ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።