ምልክታ ጨረታ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ኣብ ዝተፈላለዩ ወረዳታት ዝርከቡ ማሕበረሰብ ተጠቃሚ ንምግባር ቀለብ ደራሆ (Complementary Feed) ዝምልከቶም ትካላት ብምዕዳም ብጨረታ ክዕድግ ይደሊ፡፡ ዝለዝኾነ ድማ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቛሒታት እተማልኡ መቕረብቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም፣፣ 1. ናይ 2018 ዓ.ም በቲ ዘርፊ ስራሕ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎ፣ 2. መለለዪ ንግዲ ፍቓድ (Tin Number) ምስ ንግዲ ፍቓድ ፎቶ ኮፒ፣ 3. ቫት (VAT) ተመዝገብቲ ዝኾኑን ዝተመዝገብሉ መረዳእታ ናይ ወርሒ ጥቅምቲ 2018 ዓ.ም ዲክላራስዮን ከቕርቡ ዝኸእሉን፣ 4. ጨረታ መኸበሪ ሰነድ ብስፒኦ (CPO) ብር6,000.00 ከትሕዙ ዝኸእሉ፡ 5. ካብ እስፐሲፍኬሽን ወፃኢ ስርዝ ድልዝ ኣይፍቀድን፣ 6. እዚ ጨረታ ስዒርካ ምስ ተብሃለ ኣብ ውሽጢ 2 መዓልቲ 10% ናይ ዝመልኦ ዋጋ መኸበሪ ውዕሊ ብምቕራብን ዘየማትእ ውዕሊ ብምእሳርን ኣብ ውሽጢ 3 መዓልቲ እቲ ዝድለ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጓዓዝያ ናብ ዋና ቤት ፅሕፈት ማልት ከቕርብ ዝኽእል፡፡ 7. እቲ ዋጋ ክምላእ ከሎ ምስ VAI ምዃኑን ዘይምዃኑን ብንፁር ክቕመጥ ኣለዎ፡፡ ብንፁር እንተዘይተፈሊጡ ምስ VAI ከምዝተመልአ ተሓሳቢ ይግበር፡፡ 8. ትካልና 20% ናይቲ ንብረት ምውሳኸን ምንካይን ይኸእል፣ 9. ኣብቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ሙሉእ ሽምን ማህተምን እቲ ትካል ክጥቀስ ይግባእ፡ 10. ዝርዝር ሰነድ ጨረታ ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት ማሕበር ልምዓት ትግራይ (ጥቓ ቤተ መንግስቲ ሃፀይ ዮሃንስ) ቢሮ ቑፅሪ 430 እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ስራሕ ሰዓት ብር100.00 ብምኽፋል ምውሳድ ይከኣል፣ 11. ማ.ል.ት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ እዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኸፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፣ 12. እዚ ጨረታ ዕለት 24/03/2017 ዓ.ም ሰዓት 8፡30 ተዓዕዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 9:00 ኣብ ቤት ፅሕፈት ማልት ቢሮ ቑፅሪ 410 ይኸፈት ፡ <div class="table-responsive"> <table class="table table-striped"> <thead><tr><th> </th><th>ዓይነት ንብረት</th><th>መለክዒ</th><th> በዝሒ</th><th> ነፀላ ዋጋ</th><th> ጠቕላላ ዋጋ</th><th>መብርሂ</th></tr></thead><tbody> <tr><td>1</td><td> ቀለብ ደርሁ (Complementary Feed)</td><td>ኩንታል</td><td> 109.00</td><td></td><td></td><td> ብመረት ስፐስፊኬሽ</td></tr> </tbody> </table> </div>ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 24, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ዓይነት ንብረትመለክዒ በዝሒ ነፀላ ዋጋ ጠቕላላ ዋጋመብርሂ1 ቀለብ ደርሁ (Complementary Feed)ኩንታል 109.00 ብመረት ስፐስፊኬሽ">ተወሳኺ ኣንብብ
ማሕበር ደናግል ደቂ ፍቕሪ መተሓባበሪ ቢሮ ክልል ትግራይ ካብ ገባሪ ሰናይ ትካል CCO ዝተረኸበ ሓገዝ ዘመናዊ ቆፎ ንህቢ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 11, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ን2ይ ግዜ ምልክታ ፕሮፎርማ- ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ንመቐለ ሴፍ ሃዉስ ግልጋሎት ዝዉዕል ስጋ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 4, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ንመቐለ ሴፍ ሃዉስ ግልጋሎት ዝዉዕል ስጋ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 1, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝርከብ ፍሉይ 2 ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖ ን2018 ዓ/ም በጀት ዓመት ንተምሃሮ ቀለብ ዝኸዉን ፃዕዳ ጣፍ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ::ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 8, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝርከብ ፍሉይ 2 ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖ ን2018 ዓ/ም በጀት ዓመት ንተምሃሮ ቀለብ ዝኸዉን እንቁላሊሕ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 8, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ም/ር ፋይናንስን ወረዳ ሓዉዜን ንቤት ፅሕፈት ዘ/ቁጠባ ግልጋሎት ዝዉዕል ካብ ናይ ሰፍትኔት ተወሳኺ ካፒታል ባጀት ናይ 20... [ሙሉእ ኣርእስቲ ንምርኣይ ሳብስክራይብ ግበሩ]ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዝተፈላለዩ መዓልቲ ይዕፀው በቢ ሎቱ ይፈላላል ቦታ ሓዉዜን ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ዕራእ ወምበርታ ናይ ዘፈር ቁጠባን ሕ/ገ/ልምዓትን ብናይ PSNP-5 ካፕታል በጀት 2018ዓ/ም ካብ ዝተመደበ ደርሁ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ። ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 14, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ኣፅቢ ወንበርታ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣፅቢ ንዘፈር ቁጠባዊ ልምዓት ወረዳና ካብ ናይ ሴፍትኔት ካፒታል በጀት ንሴክተራት ግልጋሎት ዝውዕሉ፡- ናይ ኢ/ማቴሪያልን ማይ ኣቁሒትን መጣቀሲ ቁፅሪ Tig/AT/G/001/25 2. ናይ ፈልሲ ጣብያ ናዉቲ መጣቀሲ ቁፅሪ Tig/A/G/002/25 3. ናይ 45 መዓልቲ ጨቃዉቲ መጣቀሲ ቁፅሪ Tig/AT/G/003/25 4. ናይ ዉፅኢት ማዕድን መጣቀሲ ቁፅሪ Tig/AT/G/004/25 ብፕሮፎርማ (SHOPPING) ኣጫሪቱ ክገዝእ ስለዝደለየዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 10, 2018 5:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ Atsbi ተወሳኺ ኣንብብ
ማሕበር ልምዓት ትግራይ ኣብ 4 ወረዳታት ትግራይ (ማይጨው፣ ኣዕቢ፣ ዓድዋን ናዕዴርን) ዝርከቡ ማሕበረሰብ ተጠቃሚ ንምግባር ቀለብ ደራሆ (Complementary Feed) ዝምልከቶም ትካላት ብምዕዳም ብጨረታ ክዕድግ ይደሊ፡፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 28, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ