ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕደር ፋይናንስን ወረዳ ኣፅቢ ንኣገልግሎት ቤት ፅሕፈት እታ ወረደ ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት ፡ መሳርሒ ፅሬት፡ መቀያየሪ ኣቅሑት መካይን፡ መቀያየሪ ኣቅሑት ሞተር ሳይክልን፡ ንኣቅሑት ሕትመትን ፡ ናዉቲ እንስሳን መድሓኒትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 13, 2017 05:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ Atsbi
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።