ተዓፅዩ

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ ኮነስትራክሽን ደረጃ 8ተ ቀለም ንምሕባዕ ክተወዳድር ስለዝደለየ::

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 8, 2019 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 8, 2019 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2%
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ አብ 2019 በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ምግዕዓዝ፣ ምራገፍን ምስትኻልን ካብ ዮቴክ ህንፃ፣ ካልኣይን ራብዓይን ደብሪ ናብ ኮምፕሌክስ ህንፃ ቀዳማይ ምድሪ ቤትን ናብ ካልኣይ ደብርን፣ ካብ ሓምሻይን ሳልሳይን ደብሪ ኮምፕሌክስ ህንፃ ውሽጢ ናብ ቀዳማይ ምድሪ ቤትን ካልኣይ ደብርን ንዓበይቲ፣ አናእሽተይን ንብረት አገልግሎት ብብርኪ ክልል ትግራይ ግልצי ጨረታ አወዳዲሩ ስራሕቲ ክሰርሕ ይደሊ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 18, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንነሓሰ 19, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ