Closed
ሓፈሻዊ ሆስፒታል ኹሓ ን2018ዓ.ም ንሓደ ዓመት ግልጋሎት ክህበና ዝኽእል ንትካልና ሕሙማት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለየ ዓይነት ዓብይ፣ ማእኸላይን፣ንኡሽተይን ሲሊንዴር ብዓይነት ብመጠንን ኦክስጅን ንምምላእ ብግልፂ ጨረታ ምውድዳር ስለዝደለየ ተወዳደርቲ ይዕድም ።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓምለ 29, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሓምለ 29, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታኩሓ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ