ተዓፅዩ

ሓፈሻዊ መቐለ ሆስፒታል ንበጀት ዓመት 2019 ዓ.ም ንስራሕቲ መሳለጢ ዘድልዩ ናይ ሓለዋ ፅሬት ኣውትሶርስ ግልጋሎት ግዝኣት ፡ ፅገና ተሽከርከርቲ ግልጋሎትጋራዥ : ቐረብ ግልጋሎት ኦክስጅን ( ዝተፈላለዩ ዓይነት ቐረባት ምግቢ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ምስ ዝሰዓሩ ውዕሊ ብምእሳር - ቐረባትን ግልጋሎት ግዝኢት ክረክብ ይደሊ -

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 22, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንነሓሰ 22, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋብቢ ሎቱ ይፈላለ
ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ነቶም ቀፂሎም ብሎት ዝተገለፁ ግልጋሎታት ክረክብ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 19, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 19, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ20,000.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ንናይ ፋብሪካ ሐለዋ ግልጋሎት ዝህባ ትካላት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 9, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 9, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ500.00
ዝወፀሉ መዓልቲ