ንቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ናይ ሓለዋ ግልጋሎት ዝህብ ትካል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለ ዝደለየ ብዝስዕብ መለክዕታት ዘማልኡ ሕጋውያን ትካላት ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም ።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 27, 2017 03:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መቐለ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።