ንቤት መዘጋጃ ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ንግልጋሎት ቤት መዘጋጃ ከተማ መቀለ ዝዉዕሉ ናይ ፋልሲ ጣቢያ ኣዝርትን : ናይ መጋራጃ ጨርቂ ኢሉ እዉን መከላከሊ ሓዊ ባርዕ ክዳዉንቲን ኣብ በጀት ዓመት 2016 ዓም ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 13, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መቐለ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።