ኣብ ቤት ፅሕፈት ፋይናንስን እቶትን ምምሕዳር ልምዓት ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ወረዳ ራያ ኣለማጣ ኣብ 2017 በጀት ዓመት ካብ FSRP ዝተበጀት በጀት ኣብ ጣብያት ታኦ ክልተ ገርጀለ ሰለሰተ ሰላም ብቃልሳና ኣርባዕተ ኩሉ ግዜ ዜ ለምለም ክልተ ብጠቅላላ ዓሰርተ ሐደ ማንዋል ድሪል ስራሕቲ ንምስራሕ ኣብ ዝኮነ ዓይነት ብርኪ ስራሕ ፍቃድ ዝርከብ ኣብ ማይ ተንከፈ ኮንስትራክሽን ስራሕቲ ዝተዋፈሩ WWC ትካላት ንግዲ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 26, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 26, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ50,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ150.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት ምምሕዳርን ፋይናንስን ወረዳ ላዕለዋይ ቆራሮ ንናይ ወረደ ላዕላይ ቆራሮ ቤት ፅሕፈት ዘፈረ ቁጠባዊ ልምዓት ከይዶ ሰራሕ ህንፀትን መስኖ ግልጋሎት ዝዉዕል ብፕሮግራም ምጥንካር ስርዓት ምግቢ foofd system program resinance program በጀት ኣብ ጣብያታት መሳሕል ኮለፈረሃን ኣብ ማይ ተንከፍ ስራሕቲ ፍቃድ ዘለዎም ኮንትራክተራት ብምልክታ ጨረታ አወዳዲሩ 08 ናይ ሓባር ዒላ ክሰርሕ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 24, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 24, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ50,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ500.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ኣብ ግዝያዊ ምምሕዳር ቢሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ካብ ምምሕዳር ፋይናስን እቶት ልምዓት ከይዲ ሰራሕ ወረዳ ራያ ጨርጨር ምምሕዳር ፋይናንስን እቶትን ልምዓት ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ወረዳ ራያ ጨርጨር ኣብ ከይዲ ስራሕ 2017 ዓም በጀት ዓመት ካብ FRSP ብዝተረከበ ሐገዝ ኣብ ጣብያ ሉሉጋ ሰለሰተ ማንዋል ድሪሊንግ እንጎይ ሜዳ ስራሕ ንምስራሕ ኣብ ዝኮነ ዓይነት ብርኪ ፍቃድ ዝርከቡ WWC ትካላት ንግዲ ንማይተንከፍ ስራሕቲ ኮንስትራክሽን አወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 12, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 13, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ15,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ500.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
s