ኣብ ቤት ፅሕፈት ፋይናንስን እቶትን ምምሕዳር ልምዓት ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ወረዳ ራያ ኣለማጣ ኣብ 2017 በጀት ዓመት ካብ FSRP ዝተበጀት በጀት ኣብ ጣብያት ታኦ ክልተ ገርጀለ ሰለሰተ ሰላም ብቃልሳና ኣርባዕተ ኩሉ ግዜ ዜ ለምለም ክልተ ብጠቅላላ ዓሰርተ ሐደ ማንዋል ድሪል ስራሕቲ ንምስራሕ ኣብ ዝኮነ ዓይነት ብርኪ ስራሕ ፍቃድ ዝርከብ ኣብ ማይ ተንከፈ ኮንስትራክሽን ስራሕቲ ዝተዋፈሩ WWC ትካላት ንግዲ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 26, 2017 04:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ራያ አላማጣ