ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ዉቕሮ ኣብ በጀት ዓመት 2018ዓ/ም ዘለዎ ናይ ንጠቅላላ ዘገልገሉ ንብረት ግልጋሎት ቤት ፅሕፈት ዝውዕል ዝወፀ ግልፂ ጭረታ ናይ ሞርሳ 4 ኢንች፣ትቦ 4ኢንች ሓፂን፣ ትቦ ቁርፅራፅ 2-4፣ቁርፅራፅ ትቦ ፕላስቲክ 2ኢንች 1ኢንች 3ኢንች፣ ፕሪንተር ለጀርጀት 26A ፣ ፕሪንተር ለጀርጀት 80A ፣ UPS፣ ፕሪንተር 49A፣ኮምፒተር ስስተምን ደስክ ቶፕን፣ ናይ ኪሎሪን ጎማ፣ ቆፀርቲ ፣ቆፀርቲ 34፣ ስኒ መውፂኢ 34,2 ፣ ጅራ ትቦ 14፣ ጅራትቦ 12፣ ናይ ሳይክል ጎማ፣ ናይ ሲኖ መኪና ጎማ፣ናይ ቶዩታ መኪና ጎማ፣ ቁርፅራፅ ላሜራታትን ሓፃውንን፣ ግልፂ ጭረታ ኣወዳዲሩ ክሸጥ ይደሊ።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 30, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ዉቅሮ