ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ቀረብ ማይ ከተማ መቐለ ን2018 ዓም በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈትና ጉድጎድ ማይ ኮዕቲ ኣብ ክፍለ ከተማ ሓድነት ኣብ ድንጉር ገረብ ሕዛእቲን : አየርሃይልን ክኮዕት ስለዝደለየ

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ቀረብ ማይ ከተማ መቐለ ን2018 ዓም በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈትና ጉድጎድ ማይ ኮዕቲ ኣብ ክፍለ ከተማ ሓድነት ኣብ ድንጉር ገረብ ሕዛእቲን : አየርሃይልን ክኮዕት ስለዝደለየ ክትጫረቱ እትደልዩ ተጫረቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም

1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈሉ ዝተሐደሰ ፈቃድ ንግዲ ዘለዎን ብቅዓት መረጋገፂ ወረቀት ምስክር ዘቅርቡ

2 ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮኑ

3 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ዘለዎም

4 መቅረባይነት ወረቀት ምስክር ዘለዎም

5 ናይ ሰለሰተ ኣዋርሕ ዲክላሪሽን ከቅርብ ዝክእል

6 ደረጃ ሓሙሽተን ልዕሊኡን ናይ ማይ ኮዕቲ ፍቃድ ዘለዎ

7 ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብቲ ቤት ፅሕፈት ዕድጋ ክፍሊ ቀዳማይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 2 ካብ 1/9/2018 ዓም ከሳብ 15/9/2018 ዓም ዘይምለስ 1500 ብር ብምክፋል ምዉሳድ ይክእሉ

8 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 15/9/2018 ዓም ሰዓት 4:00 ኮይኑ በቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዝተረክብሉ ይክፈት

7 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ መሉእ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ኣድራሻና ግልጋሎት ቀረብ ማይ ከተማ መቐለ 03 ቀበሌ ትሕቲ ምምሕዳር ክፍለ ከተማ ዓይደር

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344407335 0921588220



ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s