ትካልና ሱር ኮንስትራክሽን ሓለፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ኣብ መቐለ ዋና ቤት ፅሕፈት ትርከብ ናይ ጉድጎድ ማይ ሰብ መርስልን ወታር ፓምፕ ብጨረታ አወዳዲሩ ሕድሳት ክገብር ስልዝደለየ ኣብዚ ሞያ ፍቃድ ዘለኩም ክትወዳደሩ ይዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 7, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 7, 2018 3:05 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ሰነ 26, 2018
posted: ቅድሚ 4 ወርሒ
ናይ ደኩመንት ዋጋ: --
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
bidding: search status closed

1 ናይ 2018 ዓም ዓምታዊ ናይ ሞያ ፍቃድ ንግዲ ዘሐደሰኩም ኣብ ላጪ ዋና ቤት ፅሕፈት ቀሪብኩም ዝሕደስ ሰብ መርስልን ወታር ፓምፕ ብኣካል ቀሪብኩም ብምርኣይ እዚ ምልክታ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 10 ናይ ስራሕ መዓልቲታት ናይ ኢድ ዋጋ ወይ ናይ ሞያ ዋጋ ጥራሕ ንጨረታ ዋጋኩም ክትህቡ ንሓትት

ጨረታ መደብ