ተዓፅዩ

ኤጀንሲ ልምዓትን ምምሕዳርን ኣባይቲ ክልል ትግራይ ኣብ ከተማ መቐለ ዝርከብ ናይ ንግዲ ሓደ/1/ ገዛ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከካሪ ይደሊ ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 9, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 9, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ50,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ኤጀንሲ ልምዓትን ምምሕዳር አባይቲ ክልል ትግራይ አብ ከተማ መቐለ ዝርከብ ናይ ንግዲ ሐደ ገዛ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከካሪ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 10, 2016 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 10, 2016 3:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ50,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ማሕበር ደ/ኣንስትዮ ትግራይ ኣብ ከተማ መቐለ ክፍለ ከተማ ቀ/ወያነ ዝርከብ ዋንነቱ ናይ ማሕበርና ዝኮነ ብሴቶች ቤት ብልዒ ዝፍለጥ ብደቡብ መንገዲ ብምዕራብ ኣስፋልት መንገዲ ዝዋሰን ጎኒ ሚላኖ ዝኮነ ዘሎዎ ክፈቲ ቦታ ስፍሓቱ 3249ሜ2 ዝኮነ ብግዝያዉነት ሰሪሖም ንባህላዊ ኣዳራሽ ቤት ብልዒ ፣ መናፈሻን ተዛመድትን ንግዲ ግልጋሎት ሰሪሖም ክጥቀሙ ንዝደልዩ ስራሕቲ ን 3 ዓመት ክተካሪ ስለ ዝደለየት ንተጫረቲ ትዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 2, 2013 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 3, 2013 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10,000
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ኩባንያና ኢንሽራንስ ብርሃን ኣ.ማ ኣብ መቐለ ከተማ ቀዳማይ ቀያነ ወረዳ ቀበሌ 19 ድሕሪ አረጋዊ ሃይሉ ህንፃ ዝርከብ ዋንነቱ ናይ ኣይተ ዳዊት ገ/ሚካኤል ዝኾነ ህንፃ ኣብ ዝተኸረናዮ ንቢሮ ዝኸዉን ትርፊ ክፍሊ መሊሱ ንኻልኣይ ወገን ናይ ምክራይ መሰል ብዝተወሃቦም መሰረት ናይ ገዛ ቁፅሪ ሓድሽ ዝኾነ 1ይ ደብሩ ቢሮ ቁፅሪ 02 ስፍሓቱ 49.3 ካሬ ሜትር ዝኾነ ንቢሮ ኣጎልግሎት ዉዕል ክካረ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 29, 2012 2:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 29, 2012 2:02 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2,500.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ