ቤት ፅሕፈት ቀረብ ግልጋሎት ማይ ከተማ መቀለ ን2017 በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈትና ግድብ ገረብ ሰገን መተንፈሲ ኮንኩሪትን ተንሸራታቲ መሬት ቁረፃን ንምስራሕ ስለዝደለየ ክትጫረቱ እትደልዩ ተጫረቲ ንክትወዳደሩ ንዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 2, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መቐለ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።