አብ ጊዝያዊ መንግስቲ ትግራይ ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ካብ SDG ብዝረኸቦ በጀት ኣብ ዝተፋላላያ ወረዳታት ዝውዕል ሳብመረሰብል ፓምፕታት ምስ ምሉእ ኣክሰሰሪኡን ቀረብን ተከላን ስራሕቲ ብክልል ብርኪ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየ ደረጃ 3ን ልዕሉኡ ዝኮንኩም ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም፡፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 9, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኣብ ወረዳ ላዕላይ ቆራሮ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ቤት ፅሕፈት ንናይ ወረዳ ላዕላይ ቆራሮ ቤት ፅሕፈት ዘፈር ቁጠባዊ ልምዓት ከይዲ ስራሕ ህንፀት መስኖ ግልጋሎት ዝዉዕል ብፕሮግራም ምጥንካር ስርዓት ምግቢ በጀት ኣብ ጣብያታት መስልሕን ኩሉ ፈርሓን ብማይ ስራሕቲ ፍቃድ ዘለዎም ሕጋዊያን ኮንትራክተራት ብምልክታ ፕረፎርማ አወዳዲሩ 8 ሓባር ዒላ ከስርሕ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 12, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ታሕታይ ቆራሮ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕቃባ ንብረትን ምምሕዳርን ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ብቤት ፅሕፈት ዘፈር ቁጠባ ልማት ክይዲ ስራሕ ህንፀት ልምዓት መስኖ ካብ GSF በጀት ኣብ ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ጣብያ በለስን ጣብያ ማይ ጥምቀትን ንስራሕ ሓባር ዒላ ምንዋሓ ካናል መስኖ አገልግሎት ዝዉዕል አብ ናይ ማይ ተንከፈ ዝተወፈረሑ ሕጋዊያን ነጋዶ ናይ ኮንስትራክሽን ንግዲ ትካላት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 15, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ወረዳ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ምምሕዳር ንብረትን ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ነቤት ፅሕፈት ዘፈር ቁጠባ ኣብ ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ኣብ ጣብያ በለስ ጣብያ ዓዲግዳድ ጠባለ ሰቀላ ቆየፃን ዝስራሕ ናይ ፕሮፎርማ ንመስኖ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሐባር ዒላ ኣብ ማይ ተንከፍ ዝተወፈሩ ሕጋዊያን ነጋዶ ናይ ኮንስትራክሽን ንግዲ ትካላት ብምልክታ ፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 8, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ወረዳ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት መዘጃጋ ከተማ ዕደጋ ሓሙስ ኣብ ናይ 2017 ዓም በጀት ዓመት ኣሰብ ዕደጋ ሓሙስ ስራሕቲ ምልእላይ ዉሕጅ ካብ ደረጃ 6 ልዕሊኡን ብ RC ወይድማ GC ተኮናተርቲ ብግልፂ ጨረታ አወደዳዲሩ ከስርሕ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 15, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ዕዳጋ ሓሙስ ተወሳኺ ኣንብብ
ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ኣብ ገርዓልታ ሎጅ ዘለና ናይ ዓሚቕ ጉድጓድ ኳዕቲን ፓምፕ ቴስትን ስራሕቲ ብ (Sub Contrauct) ዝሰርሑ ትካላት ኣወዳዲሩ ከስርሕ _ ስለዝደለየ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 21, 2017 5:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ supply Spare and provide maintenance service for mosis water treatment 16mq per hour capacity ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከፀግን ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 22, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኣብ ግዘያዊ ምምሕዳር መንግስቲ ክልል ትግራይ ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ካብ ጂሴፍ ብዝተረከበ በጀት ወረዳ ፃዕዳ እምባ ጣብያ ፍሉይ ቦታ ተካ ተስፋይ ከተማ ከባቢኣን ንዝርከብ ሕብረተሰብ ዝዉዕል ዓሚቁ ጉድጎድ ሲስተም ዘድሊ ሶላር ፓምፕ ኤሌክትሮ መካኒካል ዕደጋ ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 23, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኣብ ቢሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ክልል ትግራይ ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ካብ ጂሴፍ ብዝተረከበ በጀት ወረዳ ፃዕዳ እምባ ጣብያ ሰንደዳ ፍሉይ ቦታ ተካ ተስፋይ ዝረገሐ ስራሕቲ መስተ ማይ ዋተር ሳፕላይ ሲስተም ኮንስተራክሽን ዝዉዕል ዕደጋ ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 9, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
አብ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ካብ GCF ብዝረኸቦ በጀት ኣብ ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ጠብያ ማይ ጥምቀት ቁሸት ኩመል ፍሉይ ቦታ ዓዲ ፀሊዋ ንመስኖ ግልጋሎት ዝውዕል ዓሚቑ ጉድጓድ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 30, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ