Ethiopian Catholic Church – Social and development Commission office Of Adigrat branch– mekelle sub branch now invites bidders for the procurement of WASH emergency project in afar regional state aballa & irebti woredas to construct reservoirs ,community distribution points cattle troughs & pipeline expansion to participating contractors fulfilling minimum criteria any contracting firm bidder should get bid documents approval of the legal criteria from ECC –SDCOAD / mekelle sub branch office ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 29, 2012 4:01 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣስገደ ፅምብላ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ምምሕዳር ንብረትን ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ብናይ ፕሮጀክት ልምዓት ምንካይ ተፅዕኖ ስደተኛታት ማለት እዉን DRIDP ብዝተተሓዘ በጀት ዋንነቱ ናይ ሃፍቲ ማይ ማዕድንን ኢነርጅን ዝስራሕ ኣብቲ ወረዳ ጣብያ ሰላም ናይ መስተ ማይ ማእከላይ ጎዳጉዲ በፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየ ብናይ ማይ ጎዳጉዲ ካዕቲ ማለት እዉን ዋተር ዌል ዲሪሊንግ ፈቃድ ዘለዎም ኮንትራክተራት ከሰርሕ ስለ ዝደሊ ክትወዳደሩ ይዕድም ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 7, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ኣስገለ ፅምብላ ተወሳኺ ኣንብብ
የ መከለከያ ኮንስትራክሽ ኢንተርፕራይዝ መቐለ ዓዲሓ ላይ የሚገኝ የጋራ መኖርያ ኣፓርታማ ህንፃ ፕሮጀክት ግንባታ ስራ የ ጅፕሰን ስራ ከነ ማተርያሉ እና የሳኒተሪ ስራ ያላ ማተርያል ማሰራት ይፈልጋል ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 2, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
በቆላ ተምቤን እቅድና ፋይናንስ ንብረት ግዥና ንብረት ኣስተዳደር ስራ ሂደት በበጀት ዓመት 2012ዓ/ም በስቆጣ ቃልኪዳን በተበጀተለት በጀት ለኣንስተኛ መስኖ ግንባታ የሚሰራ በደረጃ ስምንት ደቂቅ ትካላት ኣጫርቶ ለመስራት ይፈልጋል ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 14, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ቆላ ተምቤን ተወሳኺ ኣንብብ
የመከለከያ ኮንስትራክሽን ኢንተርፕራይዝ ለ መቀሌ ኣፓርትመንት ግንባታ ፕሮጀክት ኣጎልግሎት የሚዉሉ ከዚህ መመሪያ ጋር በተያየዘ ዝርዝር ስፔስፊኬሽን 400 ሜ3 የ ፍሳሽ ማጠራቀሚያ ታንከር የ ተመረጠ ኣፈር ግራቭል ሙሌት ሥራ የኣርማትራ ሥራዎች ሚክሰር እና ቫይብረተር ጨምሮ የእጅ ዋጋ /400 m3 septic tank coarse gravel and selected materials back fill works concrete works including mixer and vibrator only labor cost/ ሥራ ግዥ ለመፈፀም ፣ ህጋዊ ተወዳዳሪዎች በግልፅ ጨራታ አወዳድሮ በሰብ ኮንትራት ለማሰራትይፈልጋል ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 24, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ብናይ ዝተፈላለዩ ኣብያተ ፅሕፈት በጀት ዝክፈል ዝተፈላለዩ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ናይ ኤሌክትሪክን ፣ ናይ ኮምፒተርን ኮምፒተር ኣክሰሰርን፣ ኣቅሑት ፅሬት ፣ ኣቅሑት ናዉቲ ቢሮ/ፈርኒቸር/ ፣ ከምኡ እዉን ብናይ ቤት ፅሕፈት ማይን ማዓድንን ኢነርጅን ብናይ መደበኛ በጀት ዝክፈል ኣብ ጣብያ ዝባን ገደና ዝስራሕ ናይ መስኖ መሰጋገሪ ማለት እዉን ክሮሲንግ ካናልን ኣብ ዝተፈላለዩ ጣብያታት ዝስራሕ 12 ማእኸለዎት ጎዳጉዲ መስተ ማይን ከምኡዉን ብናይ SLMP በጀት ዝኽፈል 2ተ ናይ ሓባር ዒላታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለ ዝደለየ ነዞም ቅድም ኢሎም ዝተገለፁ ዝምልከት ፍቃድ ንግዲ ዘለኩምን ነቲ ናይ መስኖ መሸጋገሪ ማይ ማለት እዉን ክሮሲንግ ካናል ናይ ማይ ተንከፍ ስራሕቲ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም ደረጃ 10 ደቀቕቲ ዝኮንኩምእተን 12 ማእኸለዎት ጎዳጉዲ ደረጃ 6ተን ልዕሊኡን ከምኡ ዉን ነተን 3ተ ናይ ሓባር ዒላ ደረጃ 11 ደቀቅቲ ዝኮንኩም ነዞም ዝስዕቡ ዝተዘርዘሩ ረቃሕታት እተማልኡ ኮንትራክተራት ክትወዳደሩ ይዕድምዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 1, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ናዕዴር ዓዴት ኣብ ጣብያ ዓዲ ሰላም ዝስራሕ ዳይበርሽንን ካናልን ንምስራሕ ብክልል ደረጃ ብ8ተ ብደቀቅቲ ትካላት ንግዲ ብናይ ማይ ህንፀት ኮንስትራክሽን ስራሕቲ አወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 24, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ናዕዴር ዓዴት ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን እንዳ መኾኒ ብናይ ኤችድፒ 2ተ በጀት ናይ ቤት ፅሕፈት ማይን ማዓድንን ኢነርጅን ፕሮጀክት ዝኮኑ ካናልኣብ ግሬድንግን ምንዋሕ ኣብ ጣብያ ሽምጣ ቁሸት ቅንያት ብተወሳኪ ኣብ ጣብያ ንቃሕ ቁሸት ገደፈና ፍሉይ ቦታ ታሕታይ ዓዲ ሽላ ናይ ማይ ኮንስትራክሽን ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ካብ ዘለዎም ን2ይ ግዜ ፕሮፎርማ ምልክታ አወዳዲሩ ከስርሕ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 8, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መኮኒ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ብመደበኛ በጀት ቤት ፅሕፈት ማይን ማዓድንን ኢነርጅን ዝክፈል ኣብ ዝተፈላለያ ጣብያታት 12 ማእኸለዎት ጎዳጉዲ ከምኡዉን ብናይ SLMP ዝኽፈል ኣብ ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ጣቢያ ዝባን ገደና ዝስረሓ 2ተ ናይ ሓባር ዒላታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለ ዝደለየ እተን 12 ማእኸለዎት ጎዳጉዲ ናይ ማይ ኻዕቲ ስራሕቲ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ደረጃ 6ተን ልዕሊኡን ከምኡ ዉን ነተን 2ተ ናይ ሓባር ዒላ ናይ ማይ ህንፀት ስራሕቲ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ደረጃ 10 ደቀቅቲ ዝኮንኩም ነዞም ዝስዕቡ ዝተዘርዘሩ ረቃሕታት እተማልኡ ኮንትራክተራት ክትወዳደሩ ይዕድም ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 15, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ታሕታይ ኣድያቦ ተወሳኺ ኣንብብ
ትካልና መስፍን ኢንዳስትሪያል ኢንጅነሪንግ ሓላ.ዝተ.ዉ.ማሕበር ንናይ ዓዲግራት መድሓኒት ፋብሪካ መስፋሕፍሒ ፕሮጀክት ዝኮዉን ናይ ሬን ወተር ድሬንች ሲስተም ገብሪጥ ብሌቬም ናይ ተኸላ ስራሕቲ ክሰርሕ ስለ ዝደሊ ነዚ ክትሰርሑ ብቅዓት ዘለኩም ካብዚ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ መዐቀኒታት ተማልኡ ተወደዳደርቲ ክትሳተፉ ኩባንያና ይዕድምዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 25, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ