ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ፃዕዳ እምባ ናይ ብማሽን ካዕቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 26, 2013 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 26, 2013 3:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ፃዕዳ እምባ ናይ ብማሽን ካዕቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 3, 2013 5:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 3, 2013 5:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ዉቕሮ ኣብ በጀት ዓመት 2013 ዓ/ም ንጠቅላላ ግልጋሎት ቤት ፅሕፈት ዝውዕሉ ዝወፁ ናይ ማይ ቱቦታትን መገጣጠሚታትን መሳርሕን ቆፀርትን ፣ጀነሬተር፣ መሳርሒ ፅሕፈት፣ አቅሑት ፅሬት፣ ኮምፒተርን ፕሪንተርን፣ ኤሌክትሮ መካኒካልን ፣ፓምፕ፣ ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ። ስለዚ ንዝስዕብ ተማልኡ ተወዳደርቲ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 15, 2013 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 15, 2013 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታዉቅሮ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ዓዞቦ ን ወረዳ ራያ ዓዞቦ ማይን ማዕድንን ኢነርጅን ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ኣብ ጣብያ ሓወልቲ ቁሸት ዓዲ ሓጎስ ኣሸብር ናይ ማይ መስመር ዝርገሐ ዋተር ባይንት ፣መዐደሊ ፣ መስተይ ከፍቲ ንክልተ ማንሆልን ብደረጃ 10 ኣናእሽተይን ልዕሊኡን ማይን ኮንስትራክሽንን ብCRJF በጀት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሰርሕ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 1, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንነሓሰ 1, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ኩባንያችን መስፍን ኢንዳስትሪያል ኢንጂነሪንግ ኃላ የተ የግል ኩባንያ (MIE) የተለያዩ መስፈርት ያላቸዉ ቦርሆል ወተር ሳፕላይ ሲስተም እና ወተር ትሪትመንት ፕላንት ( Borehole water supply and water treatment plant) የእቃ ኣቅርቦት ፣ የተከላ እና ሙከራ ስራ በጨረታ ኣወዳድሮ ለማሰራት ስለሚፈልግ ብቃት ያላቹ ከዚህ በታች የተዘረዘሩትን መስፈርት የምታማሉ ተወዳዳሪዎች እንድትሳተፉ ኩባንያችን ይጋብዛል

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 9, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 9, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ600,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ