ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ዓዞቦ ን ወረዳ ራያ ዓዞቦ ማይን ማዕድንን ኢነርጅን ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ኣብ ጣብያ ሓወልቲ ቁሸት ዓዲ ሓጎስ ኣሸብር ናይ ማይ መስመር ዝርገሐ ዋተር ባይንት ፣መዐደሊ ፣ መስተይ ከፍቲ ንክልተ ማንሆልን ብደረጃ 10 ኣናእሽተይን ልዕሊኡን ማይን ኮንስትራክሽንን ብCRJF በጀት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሰርሕ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 1, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 1, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ሓምለ 16, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
bidding: search status closed
1 ብማይ ኮንስትራክሽን ስራሕ ደረጃ 9ተ ደቂቀቅን ልዕሊኡን ዝተመዝገቡ
2 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎ
2 መፍለይ ቁፅሪ ከፋላይንት ግብሪ ፣ ፍቃድ ንግዲ ፣ ንግዲ ምዝገባ ፣ መቅረባይነት፣ ናይቲ ወርሒ ሒሳብ ዘፍለጥሉ መረዳእታ ፣ ብርኪ ደኣንት ዝገልፅን ወረቀት ምስክር ካብ ደኣንት ቤት ፅሕፈት ናይ ድጋፍ ደብዳቤ ከቅርብ ዝክእል
3 ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ካብ 16/11/2012ክሳብ 30/11/2012ዓ/ም ተከታታሊ ናይ ስራሕ ሰዓት ይኸዉን ይከዉን
4 ጨረታ ዝዕፀወሉ 01/12/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ኮይኑ
5 ጨረታ ዝክፈተሉ 01/12/2012 ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ዓዞቦ ይክፈት
6 መኸበሪ ጨረታ 5000.00 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብሲፒኦ ከትሕዝ ዝክእል
7 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 50.00 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ዓዞቦ ምዉሳድ ይካኣል
8 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ አዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 46 6401 72/03 46 64 02 09 /03 46 64 01 18