ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ዝተፈላለዩ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 29, 2011 11:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንነሓሰ 29, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ን 2ይ ግዜ ዝወፀ ጨረታ ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ ነቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት እናሃባ ዝርከባ ፎቶ ኮፒ ሕፅረት ስለዞሎ ካብ ደገ ፎቶ ኮፒ ግልጋሎት ንምርካብ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ዓመታዊ ዉዕሊ ክኣስር ስለ ዝደለየ ሕጋዉያን ግልጋሎት ወሃብቲ ዝኮንኩም በዚ ዝስዕብ ነፃላ ዋጋ ብምምላእ ክትዋዳደሩ ይዕድም፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 17, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንነሓሰ 17, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ