ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ ንትካልና ህዝቢ ርክብ (PUBLIC RELATION) ግልጋሎት ዝውዕል ማለት ስራሕቲ ዲጂታል ሚድያን ሕትመትን ስራሕትታት ክተስርሕ ሰለዝደለየት::
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 20, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 20, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ጥሪ 12, 2018 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
ን3ይ ጊዜ ዝወፀ ጨረታ ምልከታ
ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ ንትካልና ህዝቢ ርክብ (PUBLIC RELATION) ግልጋሎት ዝውዕል ማለት ስራሕቲ ዲጂታል ሚድያን ሕትመትን ስራሕትታት ክተስርሕ ሰለዝደለየት::
ተጫረቲ ዘማልዕዎ ረቃሓታት
1 ናይ ንግዲ ፍቃድ ዘለወምን ናይ 2018 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሓደሰ
2 ናይ ዘእተውዎ ዋጋ 2% ብባንኪ ዝተረጋገፀ ናይ ወረቐት cpo ከትሕዝ ዝክእል::
3 ተጫረቲ ጨረታ ሰነድ ዝወፀሉ ዕለት 13/05/2018 ዓ/ም -20/05/2018 ዓ/ም ይከውን::
4 ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ 20/05/2018 ዓ/ም ልክዕ 4;00 ኮይኑ ዝክፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት 20/05/2018 ዓ/ም ሰዓት 4;30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ዘለውዎ ኣብ ቀበሌ 15 ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ዝክፈት ይከውን::
5 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብምሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ኣለዎ::
6 ናይቲ ጨረታ ሰነድ እናመፃኩም ምውሳድ ትክእሉ::
7 ቫት ተመዝገበቲ ዝኮንኩም
N.B ንተወሳኪ ሓበሬታ ናይ ማድኣት ዌብ ሳይት ፌስቡክ ፔጅ
Website: https://watigray.org
Facebook link: Tigray-Women-Association-Official