ወረዳ ላዕላይ ቆራሮ ቤት ፅሕፈት ልምዓት ፋይናንስን ንኣብያት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈት ፡ኣቅሑት ሕትመት ፡ ኣቅሑት ፅሬት ፡ ዕጥቅ ስፖርት ፡ ጎማ መኪና ፡ ናይ ሞትር ሳይክል፡ ናይ ኤሌከትሮኒክስ ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 21, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ወረዳ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።