ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መሰተ ማይ ከተማ ሽረ እንዳስለሴ ናይ ካልኣይ ፍርቂ ዓመት ሐደ ዝተፈላለየ መጠን ዘለዎ ዩ ፒቪሲ ትቦን መገጣጠምን ፡ ክልተ ዝተፈላለየ ዓይነት ናይ ፅሕፈት መሳርሒን ፡ ኤሌክትሮኒክስን ፡ ፈርኒቸር ኣቅሑትን ፡ ሰለሰተ ናይ ሰራሕተኛታት ደንቢ ክዳን ምስ ዝተፈላለየ ዓቀን ዘለዎም ጫማን ፡ ኣርባዕተ ዝተፈላለየ ናይ ኤሌክትሪክ መለዋወጢ ኣቅሑትን ፓምፕን ፡ ሐሙሽተ ሐደሽቲ ሳይክልን ናይ ሳይክል መለዋወጢ ኣቅሑት ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 30, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 1, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ መጋቢት 22, 2018 ( ቅድሚ 7 ወርሒ)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: ብቢ ሎቱ ይፈላለ
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ

AI ቅልጡፍ ፅማቕ

generated by ai
* ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ የዩ ፒቪሲ ትቦ፣ ናይ ፅሕፈት መሳርሒን ፈርኒቸርን፣ ደንቢ ክዳንን ጫማን፣ ናይ ኤሌክትሪክ መለዋወጥን ሳይክላትን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
* ተጫረቲ ናይ 2018 ዓ.ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ፣ ናይ መቅረባይነት ወረቐት፣ ቲን (TIN)፣ ናይ ተወሳኺ እሴት ታክስ (VAT) ምዝገባን ናይ ወርሒ ታሕሳስ 2018 ዓ.ም ሒሳብ ዘፍለጡሉ መረዳእታን ከቕርቡ ዝኽእሉ ክሆኑ ኣለዎም።
* ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 200 ቅርሺ ብምክፋል ዝውሰድ ኮይኑ፣ መከበሪ ጨረታ (CPO) ከምቲ ዝተጠቐሰ ምድብ (Lot) ካብ 5,000 ክሳብ 50,000 ቅርሺ ክትሕዝ ይግባእ።
* ጨረታ ካብ ዕለት 16/07/2018 ዓ.ም ክሳብ 30/07/2018 ዓ.ም ኣብ ኣየር ዝፀንሕ ኮይኑ፣ በቲ ዕለት (30/07/2018 ዓ.ም) ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ ሰዓት 9:00 ይከፈት።
* ሰዓራይ ዝኾነ ተጫራታይ ውዕሊ ካብ ዝኣሰረሉ ኣብ ውሽጢ 10 መዓልቲ ንብረት ብባዕሉ መጓዓዝያ ናብቲ ቤት ፅሕፈት ከቕርብ ይግባእ።

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መሰተ ማይ ከተማ ሽረ እንዳስለሴ ናይ ካልኣይ ፍርቂ ዓመት ሐደ ዝተፈላለየ መጠን ዘለዎ ዩ ፒቪሲ ትቦን መገጣጠምን ፡ ክልተ ዝተፈላለየ ዓይነት ናይ ፅሕፈት መሳርሒን ፡ ኤሌክትሮኒክስን ፡ ፈርኒቸር ኣቅሑትን ፡ ሰለሰተ ናይ ሰራሕተኛታት ደንቢ ክዳን ምስ ዝተፈላለየ ዓቀን ዘለዎም ጫማን ፡ ኣርባዕተ ዝተፈላለየ ናይ ኤሌክትሪክ መለዋወጢ ኣቅሑትን ፓምፕን ፡ ሐሙሽተ ሐደሽቲ ሳይክልን ናይ ሳይክል መለዋወጢ ኣቅሑት ክዕድግ ይደሊ

1 ናይ 2018 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድን መቅረባይነት ከቅርብ ዝክእል

2 ወረቀት መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪን ፡ ምዝገባ ተወሳኪ እሴት ታክስን ከቅርብ ዝክእል

3 ናይ ወርሒ ታሕሳስ 2018 ዓም ሒሳብ ዘፍለጥሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

4 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 200 ቅርሺ ንነብሰወከፍ ምድብ ብምክፋል ክወስዱ ዝክእሉ

5 መከበሪ ጨረታ ቢድ ቦንድ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ኮይኑ ንተራ ቁፅሪ ሐደ 50000 ቅርሺ : ንተራ ቁፅሪ ክልተን ሰለሰተን ኣርባዕተን 20000 ቅርሺ : ንተራ ቁፅሪ ሓሙሽተ 5000 ቅርሺ ከትሕዙ ዝክእሉ

6 እቲ ጨረታ ካብ ዕለት 16/7/2018 ዓም ክሳብ 30/7/2018 ዓም አብ አየር ዝፀንሕ ኮይኑ 30/7/2018 ዓም ልክዕ ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 9:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረክበሉ ይከፈት

7 ተጫረቲ ኣብ ሰነድ ጨረተኦም ሽም ፡ፊርማን ፡ ማህተምን ዘለዎ ብስምዒ ዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ብፖስታ መሊእኩም ቅዳሕ ዋንኡን ነኒበይኑ ዝሐወሰ ክከዉን አለዎ

8 ሰዓራይ ምካኑ ምስተፈለጠ እቲ ንብረት ዉዕሊ ካብ ዝአሰረሉ ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልቲ ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ናብ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ከቅርብ ዝክእል

9 ኣብ ርክብ ግዜ ምስቲ ዝወፀ ነፅርታ ማዕረ ምካኑ ብባዕል ሞያ ምስተረጋገፀ እቲ ቤት ዕዩ ዝቀበል ምካኑ ነፍልጥ ኣብ ሰነድ ጨረታ ባዕልካ ነፀርታ ምፅሓፍ ይኩን ስርዝ ድልዝ ምግባር ኣይፍቀድን

10 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ሙሉእ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ ንትወሳኪ ሐበሬታ 0914184780 0914204485 0910458519

ጨረታ መደብ