ዕለት 13/05/2010ዓ/ም
ቁፅሪ ፅ/ንብ/ምም/ር/ግ/ጨ/ 002/2010ዓ/ም
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍል ከተማ ሓድነት ንክፍለ ከተማና ነገር ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ስፖርት ማቴሪያላት የብኣርትፈሻለ ሰዓሪ ክዕሾ ሜዳ ምትና የኤሌክተሮኒክስ ካልኦት ንብረታት ኣወዳዲሩ ብጨረታ ክዕድግ ስለዝደሊ : ነዞም ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ መሰረት ገይርኩም ክትወዳደሩ
እትደልዩ ብኣኽብሮት ሃዋዒት የቕርብ "
1. በቲ ዘርፈ ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ 2018 ዓ/ም በቫት /ሃልን/ ተመዝጋቢ ኮይኑ ናይ ወርሒ መጋቢት 2018 ዓ/ም ናይ ቫት ዲክለሬሽን ፤ ናይ ግብሪ ክፋላይ መፍለይ ቁፅሪ /የበዛ ከምኡ'ውን ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት ሰርትፍኬት ናይ 2018 ዓ/ም ክቕርብ ዝኽእል '
2. ካብ ትካለና ካ/ሰ/ዕ/ን/ምምሕዳርን ዕደጋ ክፍሊ ቁፅሪ 22 ካብ ዕለት 13/08/2018 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 28/08/2018 ዓ/ም ሰዓት 3130 ንነሆ 200.00(ክልተ ሚኢቲ ብር) ብምኽፋል ጨረታ ሰነድ ክትወስዱ ከምትክዕሉ ንገልፅ ወእቲ ጨረታ ልክዕ 3:30 ሰዓት ናይ ንነሆ ተኣጊዩ ልክዕ ሰዓት 4:00 ንጎ በቲ ዕለት 28/08/2018 ዓ/ም ተጫረቲ ወይም ወኪላቶም ብዘለውሉ ይኸፈት።
3. ተጫረቲ መኽበሪ ጨረታ ሎት 11 ስፖርት ማተሪያል 30000.00(ሰላሳ ሽሕ ብር ) ዓሎት2 ኤሌክትሮኒክስ 200000(ኢሰራ ሽሕ ብር) ሎት 3 ኣርትፊሻል ሰዓሪ ኩዕሾ ሜዳ ምንፃፍ 30000.00 (ሰላሳ ሽሕ ብር) ብጥረ ገንዝብ ፤ብሲፒኦ ወይም ብባንክ ዝተረጋገፀ ቸክ ከትሕዙ ኣለዎም ።
4. ኣብ ዝተመልኤ ነፀላ ዋጋ ስርዝ ድልዝ እንተሓሊዩ ፊርማ ከኣርፎ ኣለዎ ፌርማ ዝብሉ ስርዝ ድልዝ ነፀላ
ዋጋ ውድቂ ይኸውን።
5. ናይ መወዳደሪ ሰነድ ዋጋ ተመሊኡ ብዝተኣሽገ ኢንቨሎፕ ኮይኑ ሎቱን ዘርፉን ብምግላፅ ፌርማ ማሕተም ስቁፅሪ ተመሊኡ ክቀርብ ኣለዎ።
6. ዝቀርብ ንብረት ብስፐስፊኬሽን መሰረት እዩ።
7. ተጫረቲ ዝሰዓርዎ ንብረት ብበዓሎም መጎኣኣዚን መራገፈን ናብ ቤት ፅሕፈት ት/ፋ/ክ/ሓድነት ኣብ ቀበሌ 18 ኣብ መስመር 22 ጥቃ ቅሳነት ቤት ትምህርቲ ከረክቡ ኣለዎም።
8. ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ወይ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰል ኣለዎ ኣድራሻና ፡ ትግራይ መቐለ ቀበሌ 18 መስመር 22 ጥቃ ቅሳነት ቤት ትምህርቲ ንዝተደለየ ሓበሬታ ስልኪ ቁፅሪ 0913200951,0987313391 ብምድዋል ክረኸቡና ይኽእሉ እዩም፤፤
ድሕሪት