ሓይሊ ኤሌትሪክ ኢትዮጵያ ሪጅን ሰሜን ንቢሮ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ገዛ ኪራይ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክካረ ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 19, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 5, 2016 6:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 5, 2016 8:00 ቅ/ሰዓት
  • ገዛ/ህንፃ ክራይ
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ንቀዳማይ ጊዜ ዝወፀ ናይ ጨረታ ምልክታ

ሓይሊ ኤሌትሪክ ኢትዮጵያ ሪጅን ሰሜን ንቢሮ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ገዛ ኪራይ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክካረ ስለዝደለየ ክትሳተፉ እትደልዩ ትካል ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ዕለት 21 ወርሒ ግንቦት 2016 ዓ.ም ጀሚሩ ንተከታተልቲ ዓሰርተ ሓሙሽተ (15) መዓልታት ኣብ ስራሕ ስዓት ዘይምለስ ብር 200.00 /ክልተ ሚኢት ብር ብምኽፋል ኣብ መቐለ ክ/ከተማ ዓዲ-ሓቂ ዮቴክ ህንፃ 2ይ-ደብሪ ዝርከብ ቤት ፅሕፈትና ቢሮ ቁፅሪ22 ቀሪብኩም ክትዕድጉ ከም እትኽእሉ ነተሓሳስብ፡፡

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s