ሓይሊ ኤሌትሪክ ኢትዮጵያ ሪጅን ሰሜን ንቢሮ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ገዛ ኪራይ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክካረ ስለዝደለየ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 5, 2016 6:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 5, 2016 8:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሶኒ ጉንበት 19, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
bidding: search status closed
ንቀዳማይ ጊዜ ዝወፀ ናይ ጨረታ ምልክታ
ሓይሊ ኤሌትሪክ ኢትዮጵያ ሪጅን ሰሜን ንቢሮ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ገዛ ኪራይ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክካረ ስለዝደለየ ክትሳተፉ እትደልዩ ትካል ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ዕለት 21 ወርሒ ግንቦት 2016 ዓ.ም ጀሚሩ ንተከታተልቲ ዓሰርተ ሓሙሽተ (15) መዓልታት ኣብ ስራሕ ስዓት ዘይምለስ ብር 200.00 /ክልተ ሚኢት ብር ብምኽፋል ኣብ መቐለ ክ/ከተማ ዓዲ-ሓቂ ዮቴክ ህንፃ 2ይ-ደብሪ ዝርከብ ቤት ፅሕፈትና ቢሮ ቁፅሪ22 ቀሪብኩም ክትዕድጉ ከም እትኽእሉ ነተሓሳስብ፡፡