Locked
ዋሕስ ናይ ገዛ ብባን ሀንትን ኣክሲዮን ማሕበር፣ ኣብ ዓዲሓ ዓይደር ክ/ከተማ መቐለ G+4((07485 ) ክልተ ብሎክ ንዓማዊል ንምርካብ ናይ ዊንደው ሲል ትሬድን ራይዘርን ሰራሕቲ ክነስርሕ ሰለዝደለና
ዝዕፀወሉ መዓልቲ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን
ቦታ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ
ናይ ደኩመንት ዋጋ
ዝወፀሉ መዓልቲ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።