ማሕበር አትክልት ፍራምረን ማእኸል ዕዳጋ መቀለ ኣብ ናይ 2018 በጀት ዓመት ኣብ ከተማ መቀለ ክፍለ ከተማ ዓዲ ሓቂ ፍሉይ ቦታ ኣብ ሚዘር 70 ካሬ ንዝስራሕ ፕሮጀክት ናይ ስትራክቸራል ኤሌክትሪካል ኮንዲት ዝርገሐን ሳኒተሪ ዝርገሐን G+1 ዘመናዊ ማእከል ዕዳጋ (mall) ናይ ስትራክቸራል ስራሕ ናይ ኮንስትራክሽን ትካላት ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 17, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
አብ ዘባ ማእክለ ትግራይ ወረዳ ኣበርገላ የጭላ ንቤት መዘጋጃ ከተማ የጭላ ከይዲ ስራሕ ዝተዋደደ መሰረት ልምዓት ኣብ ናይ በጀት ዓመት 2018 ዓም ናይ ቤት መዘጋጃ ከተማ የጭላ ከባቢ ዳታዘዛ ቦይ ፋኛትራ ወይ ተፋሰስ ብደረጃ 8 ኣናአሽተይ ዘፈር ጠቅላላ ስራሕቲ ህንፃ መነግዲ ስራሕቲ GC ዘጠቃለለ ወይ ከዓ ዘፈር ስራሕቲ መንገዲ RC ደኣንት ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 24, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ የጭላ ተወሳኺ ኣንብብ
ማሕበር ደናግል ደቂ ፍቕሪ መተሓባበሪ ቢሮ ክልል ትግራይ ኣብ ዝተፈላለዩ ወረዳታት ትግራይ ዝርከባ ቤት ኣብያተ ት/ቲ ኣብ 16 ሎታት ከፋፊሉ ኩሸና (kichen) ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 17, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ህንፀትን ምምሕዳርን መጎዓዝያ ወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ከይዲ ስራሕ ቁፅፅር ዲዛይንን ስራሕቲ ህንፃ ናይ ወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ቤት ፅሕፈት ዘፈር ቁጠባ ከይዲ ስራሕ ሕብረት ስራሕ ዩኒን ካብ ፕሮግራም ምጥንካር ስርዓት ምግቢ FSRP ካብ ዝተመደበ በጀት ኣብ ከተማ ኣክሱም ሐዉልቲ ዩኒን ናይ ዝስራሕ ነቲ ፕሮጀክት መክዚን መካቢያ እንዳወርዳያ ገዛ ስራሕቲ ህንፀት ንዝተዋፈሩ ሕጋዊያን ናይ ህንፃ ኮንትርክተራት BC ወይ ጠቅላላ ኮንትራክተራት GC ንግዲ ትካላት አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 6, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ማይጨዉ ተወሳኺ ኣንብብ
ማሕበር ደናግል ደቂ ፍቕሪ ካብ ገባሪ ሰናይ ትካል CRS ብዝተረኸበ ሓገዝ ኣብ ወረዳ ስሓርቲ ጣብያ ዓዲ ሽሻይ ቁሸት ዓዲ ህፃን ዝርከብ ዓዲ ህፃን 1ይ ብርኪ ቤት ት/ቲ ሓዱሽቲ መምሀሪ ክፍልታትን ሽንት ቤትን መሕፀቢ ኢድን ንምስራሕ ፥ ኣብ ከተማ መቐለ ክ/ከተማ ኩሓ ዝርከብ ታሕታይ እግሪ ሓሪባ 1ይ ብርኪ ቤት ት/ቲ ከምኡ እዉን ኣብ ክ/ከ ዓዲ ሓቂ ዝርከብ ማይ ወይኒ ቤት ት/ቲ ፅገና መምሀሪ ክፍልታት ሽንት ቤትን መሕፀቢ ኢድን፥ ) ኣብ ከተማ ዓዲ ጉዶም ዝርከብ ሐዋፁ 1ይ ብርኪ ቤት ት/ቲ ዕገና መምሀሪ ክፍልታት ሽንት ቤትን መሕፀቢ ኢድን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከፀግንን ከስርሕን ስለዝደለየዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 5, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ትካልና ቢኤምኣር ሪል እስቴት ሓ/ዝተወ/ው/ማሕበር ኣብ ከተማ መቐለ ክ/ከተማ ቀዳማይ ወያነ ንዝርከብ ሲቲ ሞል ፕሮጀክት ናይ ፎርም ዎርክ ስራሕ ንምስራሕ ስለዝደለየ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 25, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ወረዳ ላዕላይ ቆራሮ ቤት ፅሕፈት ህንፀት ምምሕዳር መጎዓዝያ ከይዲ ስራሕ ቁፅፅር ዲዛይን ህንፀትን ስራሕቲ ንናይ ወረዳ ላዕላይ ቆራሮ ቤት መዘጋጃ ግልጋሎት ዝዉዕል ኣብ ጣብያ ሰለክለካ ፍሉይ ቦታ ማይ ትዎሮ ዝህነፅ ማእከል ዕደጋ እንስሳስ ብናይ ፕሮግራም ምጥንካር ስርዓተ ምግቢ በጀት ንምስራሕ ኣብ ስራሕቲ ዘፈር ኮንስትራክሽን ንዝተዋፈሩ ሕጋወያን ኮንትራክተራት ደረጀ ሓሙሽተን ልዕልኡን ብምልክታ ፕረፎርማ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 21, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ወረዳ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ህንፅት ምምሕዳር መጎዓዝያን ወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ከይዲ ስራሕ ቁፅፅር ዲዛይን ስራሕቲ ህንፃን ናይ ወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ቤት ፅሕፈት ዘፈር ቁጠባ ከይዲ ስራሕ ሃፍቲ እንስሳት ካብ ፕሮግራም ምጥንካር ስርዓት ምግቢ ማለት እዉን FSRP ካብ ዝተመደበ በጀት ኣብ ጣብያ ለሳልሶ ናይ እንስሳ ክሊኒክ ፅገና ስራሕቲ ኣብ ስራሕቲ ህንፀት ንዝተወፈሩ ሕጋያን ናይ ህንፃ ኮንትራክተራት ማለት እዉን BC ወይ ናይ ጠቅላላ ኮንትርክተራት ማለት እዉን GC ትካላት ንግዲ ብምልክታ ፕርፎርማ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 17, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ላዕላይ ማይጨዉ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ህንፅት ምምሕዳር መጎዓዝያን ወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ከይዲ ስራሕ ቁፅፅር ዲዛይን ስራሕቲ ህንፃን ናይ ወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ቤት ፅሕፈት ዘፈር ቁጠባ ከይዲ ስራሕ ግዜኢት ኤክስቴንሽን ካብ ፕሮግራም ምጥንካር ስርዓት ምግቢ ማለት እዉን FSRP ካብ ዝተመደበ በጀት ኣብ ጣብያ ለሳልሶ ኣብ FTS ናይ ሓፁር ማለት እዉን ፕሮጀከት ኣብ ስራሕቲ ህንፀት ንዝተወፈሩ ሕጋያን ናይ ህንፃ ኮንትራክተራት ማለት እዉን BC ወይ ናይ ጠቅላላ ኮንትርክተራት ማለት እዉን GC ንግዲ ትካላት ብምልክታ ፕርፎርማ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 16, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ማይጨዉ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ህንፀትን ምምሕዳር መጎዓዝያ ወረዳ እንዳሞኮኒ ናይ ዘፈር ቁጠባ ፕሮጀክት ዝኮነ በርሚንግ ኮምፖስተ ኣብ ከተማ ማይ ጨዉ ፍሉይ ቦታ አዉራ ጎደና ወይይም ሸድ ብፕሮፈርማ ምልክታ አወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየ ሕጋዊ ናይ ሐፈሻዊ ኮንስትራክሽን ወይ ድማ ህንፃ ኮንስትራክሽን ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ኮንትራክተራት ክትሳተፉ ይዕድምዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 9, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መኮኒ ተወሳኺ ኣንብብ