ትካልና መስፍን ሓፂን መፂንን ኢንጂነሪንግ ሓላ.ዝ.ው.ማሕበር ኣብ ዓብይ ዓዲ ናይ ፉል ስቴሽን ናይ ኮንስትራክሽን ስራሕ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየ ብኮንስትራክሽን ስራሕቲ ደረጃ GC-3 ወይም ደረጃ BC-3 ልዕሊኡን ብቕዓት ዘለኩም ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ መዐቀኒታት ተማልኡ ተወዳዳርቲ ምስዚ ምልክታ ብዝተተሓሓዘ ሰነድ ጨረታ መሰረት ክትሳተፉ ኩባንያና ይዕድም ::

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 22, 2018 11:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 22, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ160,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቤት ፅሕፈት ህንፀትን ምምሕዳር መጎዓዝያ ወረዳ ቆላ ተምቤን ዋንነቱ ናይ ቤት ፅሕፈት ጥዕና ወረዳ ቆላ ተምቤን ዝኮነ ፕሮጀክት ካብ UNDPN ን SNDRP ዝተረከብ ሓገዝ በጀት ኣብ ጣብያ ደደረ ዝርከብ ጥዕና መዋልዳን መዓርፊ ማለት እዉን maternity waiting room ንምስራሕ ብብርኪ 8 ማለት እዉን ደረጃ 8 ደቀቅቲ ህንፃ ኮንትራክተር ማለት BC ብደረጃ 9 ኣናእሽተይ ጠቅላላ ኮንትራክተር GC ደቀቅቲ ኣንኣሽተይ ትካላትን ንግድን ናይ ኮንስትራክሽን ማለት ህንፀት ብቅዓት ዘለዎም ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 8, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 8, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ40,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ1,000.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ኣብ ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ዞባ ደቡብ ትግራይ ዝርከብ ምምርሒ ትልምን ፋይናንስን ምምሕዳር ዕደጋ ንብረትን ኣብ 2017 ዓም በጀት ዓመት ብናይ ዩንዲፒ ፒሰኤፍ በጀት ዋነንነቱ ናይ ዞባ ምምሕዳር ዝኮነ ኣብ ቀበሌ 02 ዝርከብ ህንፃ ፅገና ስራሕቲ building maintenance work መፍለይ ዕደጋ ቁፅሪ ማይጨዉ /CW/BM/01/17 ብደረጃ 8 BC/GC ብርኪ ደቀቀቅቲ ትካላት ኮንስተራክሽን ማሕበራት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስሕ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 14, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንነሓሰ 14, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ50,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ300.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
s