ቤት ፅሕፈት ህንፀትን ምምሕዳር መጓዓዝያን ወረዳ ራያ ኣላማጣ ከይዲ ስራሕ ቁፅፅር ዲዛይንን ስራሕቲ ህንፀትን ኣብ ናይ 2017 በጀት ዓመት ዋንነቱ ናይ ዘፈር ቁጠባ ዝኮነ ብናይ FSRP በጀት ኣብ ሰለስተ(3) ጣብያታት መሰልጠኒ ሓረስቶት/FIC/ ህንፃ ሕድሳት(ፅገና) ብ ኮንስትራክሽን ንግዲ ትካላት ተዃናተርቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 12, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ኣላማጣ ተወሳኺ ኣንብብ
ማሕበር ኣክስዮን ኮንስትራክሽን፣ ንግድን ኢንዳስትሪን ሆርን ኣፍሪካ ብዕለት 05/05/2017 ዓ/ም ብቁፅሪ HACTI/853/2017 ኣብ ዘውፅኦ ግልፂ ጨረታ ምልክታ ኣብ ከተማ መቐለ ክፍለ ከተማ ዓዲሓቂ (2B+G+15) ፣ ሓወልቲ (2B+G+15) ፣ ሓድነት (B+G+8) ዝርከቡ ፕላን ዝፀደቐሎም ናይ ሪል እስቴት ቦታታት ስራሕቲ ህንፀት ኣብ ሰለስቲኦም ቦታታት ንምስራሕ ከም ዝደለየን በቲ ዘፈር ዝተሓደሰ ሕጋዊ ፍቓድ ዘለዎም ተወዳደርቲ ኣብቲ ግልፂ ጨረታ ክወዳደሩ ዝዓደመ ምንባሩ ይዝከር።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 4, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓድዋ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ዲዛይንን ህንፀትን ኣብ 2017 ዓም በጀት ዓመት ኣብቲ ቤት መዘጋጃ ዝረከብ ናይ ቤት መዘጋጃ ቤት ፅሕፈት ህንፃ ንምስራሕ BC/GC 7 ልዕሊኡን ብርኪ ሰራሕ ዘለዎም ተኮናተርቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 13, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ዓድዋ ተወሳኺ ኣንብብ
ኣብ መንበረ ሰላማ ከሳቴ ብርሃን ኦርቶደኩስ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ትግራይ ሃገረ ስብከት መቐለ ናይ ደብረ ፅጌ ቅድስት ማርያምን ቅድስ ሚካኤልን ህንፃ መስረሒ ኮሚቴ ናይ ዓድሹምድሑን ቅድስት ማርያም ሓዱሽ ህንፃ ቤተክርስትያን ኣጫሪቱን ኣወዳዲሩን ብግልፂ ጨረታ ካስራሕ ስልዝድለየዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 27, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓድዋ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ዲዛይንን ህንፀትን ካብ ናይ 2017 ዓም ዝተረከበ በጀት ዕደጋ መፍለይ ቁፅሪ ዓድዋ CW/WH/0117 ኣብ ቀበሌ ኣብነት ዝርከብ ናይ መከዝን ሓፁር ንምስራሕ BC/GC 7 ልዕሊኡን ብርኪ ስራሕ ዘለዎም ተኮናተርቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 28, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ዓድዋ ተወሳኺ ኣንብብ
ኣክስዮን ኮንስትራክሽን ንግድን ኢንዳስትሪን ሆርን ኣፍሪካ ኣብ ከተማ መቐለ ክፍለ ከተማ ዓዲ ሓቂ (2B+G+15) ፣ ሓወልቲ (2B+G+15) ፣ ሓድነት (B+G+8) ዝርከቡ ፕላን ዝፀደቐሎም ናይ ሪል እስቴት ቦታታት ስራሕቲ ህንፀት ኣብ ሰለስቲኦም ቦታታት ንምስራሕ ስለዝደለና በቲ ዘፈር ዝተሓደሰ ሕጋዊ ፍቓድ ዘለዎም ተወዳደርቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይዕድም።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 26, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ጥዕና ትግራይ ኣብቲ ሕቲ ቢሮና ንዝርከባ ጥዕና ጣቢያታት ግልጋሎ ዝዉዕል ስላፕ ሞልድ ንምስራሕ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 7, 2017 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት መዘጋጀ ከተማ ዓድዋ ከይዲ ስራሕ ዝተወደደ መሰረተ ልምዓት ኣብ 2017 ዓም ኣብ ከተማ ዓድዋ ቀበሌ ምዕባለ ዳመምህር ወልደ ገብርኤል ናብ ሩባ ብዕደጋ ቁፅሪ ዓድዋ /CW/DRN/03/17 ናይ መንደቅ ተፋሰስ ማለት ማስነሪ ድሪነጅ ከስርሕ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 20, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ዓድዋ ተወሳኺ ኣንብብ
ኣብ ቤት ፅሕፈት ህንፀትን ምምሕዳር መጎዓዝያ ወረዳ ሕንጣሎ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ቁፅፅርን ዲዛይን ስራሕቲ ህንፀትን ኣብ ናይ 2017 ዓም በጀት ዓመት ዋንነቱ ናይ ቤት መዘጋጃ ሒዋነ ማይነብሪ ዝኮነ ኣብ ጠቢያ ሒዋነ ዝርከብ ናይ ቤት መዘጋጃ ቤት ፅሕፈት ህንፃ ናይ መሰረት ስራሕቲ ንምስራሕ ኣብ ክልልና ትርከቡ ናይ ደኣንት ሰርፊኬት ደረጃ 8 GC ደቀቅቲ ደራጃ 8 BC ንእሽተይን ብቅዓት መረጋገፂ ዘለኩም ማሕበራት ዉልቀ ዳኣንት ኣጨሪቱ ብዝሐዞ መሰረት ከስርሕ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 12, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ዓዲ ጉዶም ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ጥዕና ትግራይ ኣብቲ ሕቲ ቢሮና ንዝርከባ ጥዕና ጣቢያታት ግልጋሎ ዝዉዕል ስላፕ ሞልድ ንምስራሕ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 25, 2017 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ